Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዓል መዚ ምምሕዳር መገዲታት ዝተሃንፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም።
እቶም 24 ፕሮጀክትታት መገዲ ብሓፈሻ ልዕሊ 37 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓትን ንእግረኛ ዝኸውን መገዲን ሓዊሱ ካብ 6 ክሳብ 40…
ንፅገና መገዲ ዘገልግላ ማሽነሪታት ንክልላት ተኸፋፊለን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ መገዲ ንፅገና መገዲ ዘገልግላ ማሽነሪታት ንክልላት ኣከፋፊሉ።
እተን ማሽነሪታት ብ600 ሚሊየን ዝተዓደጋ ኢየን።
ስለዝኾነ 21 ሎሚ እንትከፋፈላ ተወሰኽቲ 12 ማሽነሪታት እውን ኣብ ቀረባ መዓልቲ ክኣትዋ ኢየን ተባሂሉ።
ክልላት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ክምረቑ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዓል መዚ ምምሕዳር መገዲታት ዝተሃንፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ክምረቑ ኢዮም።
እቶም 24 ፕሮጀክትታት መገዲ ብሓፈሻ ልዕሊ 37 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓትን ንእግረኛ ዝኸውን መገዲን ሓዊሱ ካብ 6 ክሳብ 40…
ንሸሞንተ ዓመት ዝተጓተተ ግድብ 70 ሚኢታዊ በፂሑ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሸሞንተ ዓመት ዝተጓተተ ግድብ ግንጪ ህንፀቱ 70 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጅክት ዝተሰመዖም ሓጎስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።
ህንፀት እቲ ግድብ ኣዝዩ…
ፅሬት ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምሕላው ዓሊሙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መምህራን ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምሕላው ዓሊሙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መምህራን ስልጠና ይወሃቦም ከምዘሎ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ዩንቨርስቲ ጋምቤላ “ፅሬት፣ ኣግባብነት፣ ፍትሓውነትን ተበፃሕነትን…
ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
ኣብ ቀዳማይ ዙር 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ከምኡውን ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ዙር ን4 ነጥቢ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 ልዕሊ 561 ቢሊየን ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 97 ስሩዕ ኣኼብኡ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ።
እቲ ረቂቕ በጀት መፍረያይነት ንምዕባይ ዝሕግዝን ምስ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት…
ኣብ ከተማ መቐለ ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅመር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ካብ 30 ጉንበት 2013 ዓ/ም ጀሚሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅመር ተገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሰንኪ ዓለም ለኻዊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ ዓመት ድማ ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ዝተፈጠረ ፖሎቲካውን ፀጥታውን ዘይምርግጋዕ…
ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎት ጥዕና ንምጥንኻርን ናብ ስራሕ ዘይተመለሱ ንምምላስን ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎት ጥዕና ንምጥንኻርን ናብ ስራሕ ዘይተመለሱ ንምምላስን ዓሊሙ ምስ መሻርኽቲ ትካላት ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ምስ ኤጀንሲታት፣ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይን ሰብኣዊን መሻርኽቲ ልምዓትን ዘስርሑ ስራሕቲ…
311 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)311 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ ዳይሬክቶሬት…