Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎት ጥዕና ንምጥንኻርን ናብ ስራሕ ዘይተመለሱ ንምምላስን ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎት ጥዕና ንምጥንኻርን ናብ ስራሕ ዘይተመለሱ ንምምላስን ዓሊሙ ምስ መሻርኽቲ ትካላት ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ምስ ኤጀንሲታት፣ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይን ሰብኣዊን መሻርኽቲ ልምዓትን ዘስርሑ ስራሕቲ…
311 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)311 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ ዳይሬክቶሬት…
መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ 315 ኢንተርፕራይዛት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ደቀቕቲን ኣንኣሽተይን ተወዲቦም ናብ ማእኸለዎት ሰብ ሃፍቲ ዝተሰጋገሩ ኢንተርፕራይዛት መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ…
ሚኒስተር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ ብር 50 ሚሊየን ዝግመት ንተመዛበልቲ ዝኸውን ሓገዝ ኣቑሑት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ ብር 50 ሚሊየን ዝግመት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ዝርከቡ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ኣቑሑት ገይሩ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ትግራይ፣ ኣጣየን መተከልን ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ኢዩ…
ፕሬዚዳንት ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ኣክኒውሚ ኣዲሲና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ሳንዶካን ደበበ ብምዃን ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከብ ፓርክ ኢንዱስትሪ…
እንትንተሓባበር ንኢትዮጵያ ክብ ክነብላ ንኽእል ኢና – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ ኣብ ፓርክ ሓድነት ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ብሓባር ምትሕግጋዝ ንኢትዮጵያ ክብ ምባል ከምዝከኣል ገሊፀን።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብግደኦም፥ “ኣብዚ…
ኣብ ደቡብ ወሎ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቦረና 3 ሺሕን 441 ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ብሬንን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ከምዝሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ገሊፁ።
ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮማንደር ጌታቸው ደረሰ፥ እቲ መሳርሒ ኲናት ካብ ደሴ ናብ ቦረና መካነ…
ኣብ ከይዲ መረፃ መጥቃዕቲ ሳይቨር ከየጋጥም ብፍሉይ ጠመተ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ መረፃ መጥቃዕቲ ሳይቨር ከየጋጥም ብፍሉይ ጠመተ እናሰርሐ ምዃኑ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታ ድሕንነትን ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መረፃ ካብ ዘፈፅመሎም እታወታት ሓደ ዝጥቀመሎም…
ግሎባል ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ 850 ሚሊየን ዶላር ንመንግስቲ ኣታዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሰ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ኦፕሬተርነት ቴሌኮም ንምስታፍ ጨረታ ዝሰዓረ ግሎባል ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ 850 ሚሊየን ዶላር ንመንግስቲ ኣታዊ ምግባሩ በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኢንጅነር ባልቻ…
ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ፃሓይ ቤልቱን ሚኖን ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ከተማ ሚኖን ኣብ ዞባ ቦሌ ወረዳ ሂዳን ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ፃሓይ ሚኖን ቤልቱን ተመሪቖም።
እቶም ፕሮጀክታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር…