Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዘለና ሃፍቲ ሚኢቲ ሚሊየን ህዝብና ምዃኑ ፈሊጥና ኢትዮጵያ ንምቕያር ብሓባር ደው ንበል – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ”ዘለና ሃፍቲ ሚኢቲ ሚሊየን ህዝብና ምዃኑ ፈሊጥና ኢትዮጵያ ንምቕያር ብሓባር ደው ንበል” ክብሉ ፀዊዖም።
“ኢትዮጵያውያን ብዙሕ ዘለና፣ ግን ዘይንፈልጦ፣ ክነጠናኽሮ ዝግበአና ጥንኩር ጊኒና ዝረሳዕናን ዘይብልና ነገር…
ብሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ቅኑዕ መፍትሒ መገዲ ከምዝኾነ ቻይና ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ሰለስቲኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቅኑዕ መፍትሒ መገዲ ከምዝኾነ ምክትል ሓላፊ ልኡኽ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዢ ቲያን ኣፍሊጦም።
ዢ ቲያን፥ ቻይና ኣድላይነት እቲ ግድብ ብዕሊ ትግንዘብ ኢያ ኢሎም።…
396 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)396 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ኢትዮጵያ ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕሬስን ዘይናጋዕ ቅዋም ኣለዋ- በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕሬስን ዘይናጋዕ ቅዋም ኣለዋ ክብል በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕሬስን ኣብ ሕገመንግስቲ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ በዓል መዚ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰተር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ በዓል መዚ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ በዓል መዚ ሕርሻ ከተማ ኣብ ምምዕባል ኣብቲ ሓዱሽ ቀፅሪ ዝገብሮ ዘሎ ስራሕቲ ተዓዚቦም።
በቲ በዓል መዚ ዝተሰናድአ ቀጥታዊ…
ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተነበረ ምኽልካል ቪዛ ግቡእ ዘይኮነ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ ምኽልካል ቪዛ ኣግባብ ከምዘይኮነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ…
ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ምስላጥ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሻውዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ኣብ ዩንቨርስቲ መደ ወላቡ ምስላጥ ጀሚሩ።
“ኣብ ኢትዮጵያ ምርመር ንዘላቒ ልምዓት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ እቲ ጉባኤ፥ 20 ውፅኢታት ምርምር ብምቕራብ ዘተ ክግበረሎም ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን መበል 20 ዓመት ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን መበል 20 ዓመት ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ።
ግዕዝይና ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ…
ልዕሊ 44 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)44 ሚሊየንን 737 ሺሕን 757ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
እቶም ናውቲታት ካብ 7 ክሳብ 12 ግንቦት ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ተፍቲሽ ኢዮም ተታሒዞም።…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ብቕልጡፍ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንምዝዛም ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ሜጋ ፕሮጀክት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
መካየዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኢንጅነር ሽመልስ እሸቱ፥…