Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዓመታዊ ሰሙን ምርምር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓመታዊ ሰሙን ምርምር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። እቲ መርሃ ግብሪ “ምርመር ንሰላምን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ። ስለዝኾነ ድማ ምርምር ኣብ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ዝህልዎ ግደ ትኹረት ዝገበሩ ፓነል…

ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ከምዘተኮረ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ትኹረት ከምዝገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ…

ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ-ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብሉ ኣምባሳደር ታዬ አጽቀስላሴ ተዛሪቦም። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥…

ካብ ዝፈላለዩና ኣናእሽተይ ጉዳያት ንላዕሊ ሓደ ኣብ ዝገብሩና ኣእላፍ ጉዳያት ብሓባር ክንሰርሕ ኢና – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንመህነፂ ማእኸል ባህሊ ኣምሓራ ዝኸውን 42 ሺሕን 200 ካሬ ሜትሮ ቦታ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣህምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣረኪበን። እቲ ርኽክብ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ…

ዓጋዜን ቆላ ዝቐተለ ሰብ 100 ከፍቲ ወይ ድማ ተመጣጣኒ ካሕሳ ንኽኸፍል ኣባ ገዳታት ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታት ኣብ ሓደጋ ህልውና ዝወደቐ ብሄራዊ ፓርክ ኣብጃታ ሻላ ዓጋዜን ቆላ ዝቐተለ ሰብ 100 ከፍቲ ወይ ድማ ተመጣጣኒ ካሕሳ ንኽኸፍል ወሲኖም። እቲ ውሳነ፥ ኣብ ሓደጋ ምጥፋእ ዝርከብ እንስሳ ዘገዳም ዓጋዜን ቆላ ስግኣቱ ከምዝንኪ ተገሊፁ።…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ተጣይሹ። ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝርከቡ ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት እምነት ዝተውፃእፅኡ ኢትዮጵያውያን ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም።…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኮንግረስ ድሮን ዕድምቲ ኮይና ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ሸንዠን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 5ይ ዓለም ለኸ ኮንግረስ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን (ድሮን) 2021 ዕድምቲ ኮይና ትሳተፍ ኣላ። እቲ 5ይ ዓለም ለኸ ኮንግረስ ድሮን፥ ኢትዮጵያ፣ ስዊዘርላንድን ፓኪስታንን ናይዚ ዓመት ናይ ክብሪ…

ከም ኣቦታትና እንተተሓባቢርና ዝኾነ ይኹን ኣካል ኣይደፍረናን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ”ከም ኣቦታትና እንተተሓባቢርና ዝኾነ ይኹን ኣካል ኣይደፍረናን” ክብሉ ገሊፆም። ኣብ ፓርድክ ሓድነት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ማእኸል ባህሊ ኣምሓራ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ እቶም…

እቲ  ዘተ ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ኣምሓራን ብቐፃልነት ንዝግበሩ ከይዲታት ህንፀት ሰላም በሪ ዝኸፍት ኢዩ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)<span;>እቲ  ዘተ ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ኣምሓራን ብቐፃልነት ንዝግበሩ ከይዲታት ህንፀት ሰላም በሪ ዝኸፍት ኢዩ  ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር አብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብርሃም፥ ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ካብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ምስ ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲን ምሁራንን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምምላስን እግሪ ንምትካልን ዝዓለመ ናይ…