Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም እቲ ጁንታ ህንፀት ህዳሰ ግድብ ንምትእጉጓል ምስ ሓይሊታት ጥፍኣት ተዋዲዱ ብምስርሑ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት 30፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም እቲ ጁንታ ህንፀት ህዳሰ ግድብ ንምትእጉጓል ምስ ሓይሊታት ጥፍኣት ተዋዲዱ ብምስርሑ ከምዝኾነ ዋና ኣተሓባባሪ ዝተዋደደ ገብረ ሓይሊ ዞባ መተከል ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮ ገሊፆም። ኣብቲ ዞባ ነበርቲ ጉባ…

ኣብ ቤት ማእሰርቲ የመን ብዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ማእሰርቲ የመን ብዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ዝሓለፉ…

ወተሃደር ሱዳን ዶብ ሓሊፉ ምእታው ድሌት ህዝቢ ሱዳን ከይኾነን ኣጀንዳ ካልእ ኣካል  እዩ-ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደር ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ምእታው ድልየት ህዝቢ ሱዳን ከይኾነስ ኣጀንዳ ካልእ ኣካል እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ  ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ኣብ ዝነበረትሉ…

ኣብ ክልል ትግራይ 5 ፋብሪካታት ብሙሉእ ዓቕመን ስራሕ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣካብነት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝምራሕ ኮሚቴ ሚኒስትራት ብሄራዊ ማእኸል መተሓባበሪ ሃንደበታዊ ሓደጋ ሰብሳቢነት የሚመራው ኣኼባ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣባል ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን…

343 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)343 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርነብ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ማርክ ጋርኒው ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ክልል…

መንግስቲ ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ዝበፅሐ ጉድኣት ብዝምልከት ብቐረባ እናተኸታተሎ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)28 ለካቲት 2013 ዓ.ም ኣብ ርእሰ ከተማ የመን ሰንዓ ቤት ህንፀት ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ ቤት ህንፀት ዝነበሩ እሱራት ሓደጋ ሞትን መቑሰልቲን ከምዝበፅሐ ኣብ ሙስካት (ኦማን) ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ናብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበራ ይርከባ፡፡ ኣብ ዑደተን ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲየን፡፡ ብፍላይ…

ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ እናተውሃበ ምዃኑ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኢንጂነር አስቴር ይትባረክ፥ እቲ ሃገራዊ ፈተና ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ኣብ ዝተፈላለዩ መፈተኒ ጣቢያታት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ መሓመድ ኢድሪስ ፋራህ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ብስፍሓት ዘቲዮም፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ…