Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
9ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ጨርቀመርቂን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ጨርቀመርቂን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ።
ኢንስቲትዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዘዳለዎ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ፥ ብዛዕባ ጡጥ፣ ጨርቀመርቂ፣ ፋሽን ዓለባ ከምኡ እውን ምስ ውፅኢት…
ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸለረ ናፃ ፃውኢት ስልኪ ኮቪድ-19 ዳግም ስራሕ ንምጅማር ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸለረ ናፃ ፃውኢት ስልኪ ኮቪድ-19 ዳግም ስራሕ ንምጅማር ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ።
እቲ ማእኸል ፃውዒት ካብ ሓበሬታታት ቫይረስኮሮና ብተወሳኺ ምስ ዓሶ፣…
ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም።
ኣብ ጎረባብቲ ሃገራትን ዓበይቲ ወሓዝቲ ሩባታትን ዝርከቡ ሚሲዮኖች…
ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ንሓደ ሰዓት ዘመሓላልፍሉ ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።
እቲ መርሃ ግብሪ "ኢድኩም ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕሉ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን፥ ድምፆም …
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 30 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓገዝ መንግስቲ ሕቡራት ዒሚተ,ረታት ዓረብ ኣቢሉ ምስ ዋዲ ኣልሲደር ኮመርሻል ኢንቨስትመንት ሊያቢሊቲ ሊሚትድ ኩባንያ ብምትሕብባር ኣብታ ከተማ 30 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሙ።…
ፈላማይ መፅንሒ መርከብ ወደብ ላሙ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ፕሮጀክት ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን ዝኾነ ፈላማይ መፅንሒ መርከብ ወደብ ላሙ ብፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ተመሪቑ።
ፕሬዚዳንት ኬንያታ እቲ ወደብ ስራሕ ምጅማሩ ዘብሰሩ እንትኾኑ፥ ፈላመይቲ መርከብ እውን ኣብቲ ወደብ መልህቃ…
ቦርድ መረፃ 6ይ ሃገራዊ መረፃ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 28 ጉንበት ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ 6ይ ሃገራዊ መረፃ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ።
ከይዲ እቲ መረፃ ኣብ ኩሎም ምዝገባ መረፅቲ ኣብ ዝተዛዘመሎም ቦታታት ጥራሕ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።
ምስ ምዝገባ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኮይኖም ምስ ዝተሸሙ ሃሚድ ኑሩ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኮይኖም ምስ ዝተሸሙን ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን ሃሚድ ኑሩ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ፕሮግራም…
ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ምንቅስቓስ ስራሕ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓፈሻዊ ነባራዊ ኩነታትን ምንቅስቓስ ስራሕን ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ተዓዚቦም።
እቲ ዑደት ቀፃሊ ኣንፈት ስራሕ ንምሃብ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
ዶ/ር ኣብርሃም ኣብ እዋን…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣብ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ዝሃቡዎ ርኢቶ ቅዋም ኢትዮጵያ ዝድግፍ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣብ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ድሌት ግብፂ ፅዕንቶ ከምዘየሕድር ምግላፆም ፅቡቕ ጅምር ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪም።
ኣምባሳደር ዲና ሎሚ…