Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክልል ሲዳማ ካብ ክልላትን ከተማ ምምሕዳራትን ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ሓገዝ ኣተኣኻኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ የካቲት 15፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምስረታ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ተረኺቦም፡፡
እቲ ክልል፥ ክላትን ምምሕዳር ከተማታትን ብዝገበሩዎ ሓገዝ ልዕሊ ብር 200 ነጥቢ…
ኢትዮጵያ ኣብ 2021 ዓውደ ምርኢት ንግዲ ምግቢን መስተን ገልፍ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውደ ምርኢት ንግዲ ምግቢን መስተን ገልፍ 2021 ኣብ ዱባይ ተኸፊቱ።
እቲ ዓውደ ምርኢት ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ከፊቶምዎ፡፡
ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈሩ ኢንዱስትሪታት ምፍላጥ ዕላምኡ ዝገበረ እቲ ዓመታዊ…
ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመከላኸሊ ኣየር ብሓዱሽ ዲዛይን ዘስረሖ መፍለዪ ኣርማን ዘህነፆ ሓዱሽ መገዲ ኣስፓልትን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንመከላኸሊ ኣየር ብሓዱሽ ዲዛይን ዘስረሖ መፍለዪ ኣርማን ዘህነፆ ሓዱሽ መገዲ ኣስፓልትን ኣመሪቑ።
እቲ መፍለዪ ኣርማን ሓዱሽ ኣስፓልት መገዲን መሪቖም ብምኽፋት መደረ መምርሒ ስራሕ ዘስምዑ፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር…
ኣብ ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን ኣርባዕተ ክልላን ምዝገባ ሕፁያት 21 ለካቲት ከምዝዛዘም ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ቦርድ ብሄራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ምምሕዳራት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋ፣ ኣብ ብሄራዊ ክልላት ቤኒሻንጉል፣ ሃረሪ፣ ጋምቤላን ኦሮሚያን ምዝገባ ሕፁያት 21 ለካቲት 2013 ዓ.ም ከምዝዛዘም ኣፍሊጡ።
ስለዝነ ድማ ፓርቲታት ፖለቲካ እዚ ፈሊጦም እዋን…
ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ኣብ ኣውሮፓ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ኣብ ኣውሮፓ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዝብ ተኻይዱ።
መድረኽ ልዝብን ምትሕብባርን ኢትዮጵያውያን ኣብ ጀርመን ዝተብሃለ ማሕበር ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ጀርመን፣…
ክልል ኦሮሚያ ንክልል ሲዳማ ብር 100 ሚሊየን ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
አዲስ አበባ ፣ የካቲት 15 ፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ምስረትኡ ንዘካየደ ክልል ሲዳማ ብር 100 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝገብር ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
ኣይተ ሽመልስ እዚ ዝገለፁ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምስረታ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ ኢዩ።
ህዝቢ…
ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓታት ትካላት ፌዴራል ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓታት ትካላት ፌዴራል ኣብ ፀብፃብ ቁፅፅር ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ መረፃን ስትራቴጂን ከምኡ እው ኣብ ማኒፌስቶን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ።
እቲ ፓርቲ ኣብ መንፈቕ ዓመት ዝተረኸቡ ኣወዳድባ ሱፐርቪዥን ትካላት ፌዴራል ኣፈፃፅማ ተዛቲዩ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኮይሻ የካይድ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመርሑዎ እቲ ገምጋም ኣፈፃፅማ፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ እንትካየድ ንፈለማ እዋን ኢዩ ተባሂሉ።
ንሓደ መዓልቲ ኣብ…
በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ን214 ሰብ ሞያታት ሓዱሽ ፍቓድ መረጋገፂ ብቕዓት ሞያ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ን214 ሰብ ሞያታት ሓዱሽ ፍቓድ መረጋገፂ ብቕዓት ሞያ ምሃቡ ተገሊፁ።
ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኣንሙት ለማ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕክምና ሙያ፣ ብሃገር ሽማግለነት፣ ብምትሕብባር ሓገዝን ብኣባልነት ኮሚሽን ዕርቀ ሰላምን ሃገሮም…