Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብፓናል ዘተ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ “ዓድዋ ኣርማ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብፓናል ዘተ ተኸቢሩ።
በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሽፈራው…
6 ሺሕን 142 ኩንታል ሽኮርን ጨውን ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቃሉ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ 6 ሺሕን 142 ኩንታል ሽኮርን ጨውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ተገሊፁ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እታ ወረዳ ኣይተ ሰይድ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…
ብዙሕነትና ብግቡእ ሒዝና ንምዕባለ ኢትዮጵያ መሰረት ክነንብር ኢና ክብላ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ መዓልቲ መኽፈቲ ኣፍ ቋንቋ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ወይዘሮ ኣሚና ሴኮ ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ብዙሕነት ቋንቋ ይኹን ኣመለኻኽታ ከምኡ እውን ናይ ባህሊ ብዙሕነትና ብግቡእ ምጥቃም…
ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ሱዳን ኣብ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ሕብረት ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ሱዳን ኣብ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ሕብረት ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ዑደት ገይሮም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዑደቶም ምስ ተምሃሮ፣ መምህራንን ኣካላት ምምሕዳርን ከምኡ እውን ምስ ተወከልቲ ወለዲ ተዛቲዮም።
ተምሃሮ ታሪኽ፣…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ነሃገር ናይ ሰለስቲኦም መባፅሕቲታት ብመልክዕ ኤግዚቪሽን ንኽቐርብ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ነሃገር ናይ ሰለስቲኦም መባፅሕቲታት ብመልክዕ ኤግዚቪሽን ንኽቐርብ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ንነዊሕ እዋን…
ቦርድ መረፃ ምስ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንመረፅቲ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሰርተፊኬት ኣፍልጦ ምስ ዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበረሰብ ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ኣፍልጦ ዝተውሃቦም 65 ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡
ቦርድ…
ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እናወፅአ ዝነበረ 51 ሺሕን 700 ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እናወፅአ ዝነበረ 51 ሺሕን 700 ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።
ትማሊ 12 ለካቲት 2013 ዓ.ም ሓንቲ ሚኒባስ ተሸከርካሪት መመላለሲት ህዝቢ ካብ ጅግጅጋ ናብ ሶማሌላንድ እንትጓዝ ብዝተገበረ ፍተሸ 51 ሺሕን…
ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሙያን ፌዴራል ናብ ዩኒቨርስቲ ዓቢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሙያን ፌዴራል ናብ ዩኒቨርስቲ ቴክኒካል ኢትዮጵያ ዓቢዩ።
እምነ ኹርናዕ ህንፀት እቲ ዩኒቨርሲቲ ድማ ብሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ተነቢሩ፡፡
እቲ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኹርናዕ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ብጉጅለ ተወዲቦም ገበን ክትራንን ቅትለትን እንትፍፅሙ ዝነበሩ 53 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ብጉጅለ ተወዲቦም ገበን ክትራንን ቅትለትን እንትፍፅሙ ዝነበሩ 53 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
እቶም ተጠርጠርቲ ጉጅለ ክትትል ብምጥያሽ ብዝተገበረ ልዑል ክትትል…
መጠን ዝውውር ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኩይናት ብዝተገበረ ጥቡቕ ቁፅፅርን ክትትልን ይቕንስ ኣሎ-ኮሚሽን ጉምሩክ
አዲስ አበባ፣ የካቲት 12፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብልዑል ቡርኪ ኣጋጢሙ ዝነበረ መጠን ዝውውር ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኩይናት ብዝተገበረ ጥቡቕ ቁፅፅርን ክትትልን ይቕንስ ኣሎ ክብል ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ኣይተ ደበሌ ቃበታ ምስ ፋና ብሮድካስቲግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረ…