Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
297 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)297 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ 149 ሚሊየን ዩሮ ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ 2021 ንዘጋጠመ ሰብኣዊ ቅልውላው ድጋፍ ዝኸውን 149 ሚሊየን ዩሮ ከምዝሰለጠ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ሕብረት ጃኔች ሉናርቺች፥ ኣብቲ ቀጣና ለውጢ ከባቢ ኣየር፣ ዕስለ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ 314 ኤጀንሲታት ውልቀ መስራሕቲን ሰራሕተኛን ብዘመዝገቡዎ ኣድራሻ ዝተረኸቡ 150 ኤጀንሲታት ጥራሕ ኢዮም – መፅናዕቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቐመጢኦም ካብ ዝገበሩ 314 ኤጀንሲታት ውልቀ ሰራሕተኛን መስራሕቲን እናተገበረ ዝነበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ መፅናዕቲ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ሰራሕተኛን…
ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ረክብ ከልቲአን ሃገራት ዘድሃበ አንትኸውን፥ ኣምባሳደር ኣለልኝ ንዘበናት ብታሪክ ዝራኸባ ሃገራት ንምግልጋል…
ውፅኢታዊ ህንፀት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን “ክነዕውቶ ኢና ውፅኢታዊ ህንፀት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ የካየድ ኣሎ።
ሚኒስትር ኮንስትራክሽንን ልምዓት ከተማን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ካብ ፅባሕ…
ኢትዮጵያ ጉባኤ ኣፍሪካ ሩሲያ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድሌት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ዝካየድ ካልኣይ ጉባኤ ኣፍሪካ ሩሲያ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድሌት ገሊፃ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ብደረጃ ኣምባሳደር ፀሓፊ ምትሕብባር ፎረም ኣፍሪካ ሩሲያ…
ኣባላት ጁንታ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝገበርዎ ፃዕሪ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ሌ/ጄኔራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጁንታ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝገበርዎ ፃዕሪ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም።
ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ…
ኣብ ስልሒት ምክፍፋል ድጎማ በጀት ፌዴራል ዝተገበረ መፅናዕቲ ፍሉይ ዕላማ ዘለዎ ድጎማ በጀት ዝከፋፈለሉ ኣሰራርሓ ስርዓት ኣድሂቡ ልዝብ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስልሒት ምክፍፋል ድጎማ በጀት ፌዴራል ዝተገበረ መፅናዕቲ ፍሉይ ዕላማ ዘለዎ ድጎማ በጀት ዝከፋፈለሉ ኣሰራርሓ ስርዓት ኣድሂቡ ልዝብ ይካየድ ኣሎ።
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተውሃቦ ሕገ-መንግስታዊ ልኡኽቶ ብብቕዓት ንምውፃእ፥ ኣብ መፅናዕቲ ዝርከብ…
ኤምባ ኣሜሪካ ኣብ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘድሃበ ስልጠና ዓቕሚ ህንፀት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ዓቕሚ ህንፀት ኣካይዱ።
ዳያኑ፣ ዓቀብቲ ሕጊ፣ ጠበቓታትን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ቤት ህንፀትን ኣብቲ ዓውደ በፅናዕቲ ተሳተፎም፡፡
እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ጉዳያት ግብረ…
እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሕክምና ኮቪድ 19 ዝሕግዝ ጉጅለ ሕክምና ክትልእኽ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ሕክምና ኮቪድ 19 ዝሕግዝ ጉጅለ ሕክምና ክትልእኽ ኢያ።
እቲ ሰብ ሞያ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል ሳምሶን ኣሱታ ናብ ኢትዮጵያ ዝለኣኽ እንትኸውን፥ ብዶክተር ኣሳፍ ፔሬተዝ ዘምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…