Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር እዋን ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያትወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር እዋን ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ያኔዝ ናርሲክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሓገዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ምልዓሎም…

ባይቶ ክልል ሲዳማ መበል ሓምሻይ ካልኣይ ዙር ስሩዕ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ መበል ሓምሻይ ካልኣይ ዙር ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ከተማ ሲዳማ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ። አፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ሰለሞን ላሌ፥ ህዝቢ ሲዳማ ሕቶ ፖለቲካ ምላሽ ብምርካብ…

ካብ ከተማ ኣጣዬ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ድጋፍ ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ሽዋ ብዕጡቓት ሓይሊ ብዝበፅሐ ጥቕዓት ካብ ከተማ ኣጣዬ ንዝተመዛበሉ ኣስታት 15 ሽሕ ዝበፅሑ ዜጋታት ድጋፍ ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ኣማሓዳሪ ሰሜን ሽዋ ኣይተ ታደሰ ገብረፃዲቕ ንጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ገሊፆም። ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎ…

ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ናብ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሴ ንክምለሳን ብሕብረት ኣፍሪካ ዝግበር ከይዲ ንክጠናኸርን ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ናብ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሴ ንክምለሳን ብሕብረት ኣፍሪካ ዝግበር ከይዲ ንክጠናኸርን ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትርን ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን ድርድር ህዳሴ ግድብ ብኣፍሪካ ሕብረት ኣቢሉ…

ቦርድ ምርጫ  ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኦሮሚያን 28 ተወሰኽቲ ንኡስ ምርጫ ጣቢያታት ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብህራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኦሮሚያን 1500 ሰብ መዝጊቦም መዝገቦም ብምዝዛሙ 28 ተወሰኽቲ ንኡስ ምርጫ ጣቢያታት ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ። እዚ ዝገበረሉ ድማ ብመሰረት ኣዋጅ ምርጫ 1162/2013 ከምዝኾ ሓቢሩ። ብመሰረት…

ልዕሊ 6 ሺሕ ጠያይቲ ክላሽንኮቭ ብጊመል እናጓዓዓዙ ዝተረኸቡ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ውረዳ ወረባቦ 6 ሺሕን 74 ጠያይቲ ክላሽንኮቭ ብጊመል እናጓዓዓዙ ዝተረኸቡ ክልተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ወረባቦ ዋና ኢንስፔክተር ሰይድ ዓብዱ…

ሓይሊታት ጥፍኣት ናብ ሕጊ ንምቕራብ መንግስቲ ለይቲን ቀትሪን ክሰርሕ ኢዩ-ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንምኽባር ሕጊን ንምንጋስ ፈትሒን ክብል ሓይሊታት ጥፍኣት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ለይቲን ቀትሪን ከምዝሰርሕ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ደላዪ ሰላም ህዝቢ ትኹረት ዝገበረ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር  ሃብትን ንብረትን ካብ ምዕናው ሓሊፉ ኣብ…

ኣብ ሚድዌስት ሚኒሶታ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትጵያውያንን ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 40 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚድዌስት ሚኒሶታ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትጵያውያንን ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ኮሚቴ መተሓባበሪ ሓገዝ ዘተኣኻኸቦ 40 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ኣረኪቡ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ቄስ ፍራንሲስ፥ እቲ ኮሚቴ ኣብ ልዕሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ኤጀሬ ሎሚ መዓልቲ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሰባት ጉድኣት ኣካል በፂሑ። እቲ ሓደጋ ዶልፊን ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ምስ ኣይሱዙ ብምልታማ ዘጋጠመ ከምዝኾነ…

ሕብረት ኣውሮፓ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ልዕሊ 53 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታትዝውዕል 53 ነትቢ 7 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዘ ንዘድሊዮም ወገናት ሓዊሱ ብጎንፂን ለውጢ ኣየርን ንዝተጎድኡ…