Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ዓለም ለኸ ስርዓተ-ትምህርቲ ኣድሂበን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ዓለም ለኸ ስርዓተ-ትምህርቲ ንምዝታይን ምትላምን ምስ ዝተጣየሸ ኮሚሽን ተዛቲየን። እቲ ኮሚሽን ካብ መላእ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ሙሁራንን ሰብ ሞያታትን ዝሓቖፈ ኢዩ፡፡ ኣብ ቀፃሊ ዘበናዊን ንኹሉ…

ኣብ ወረዳ ሊበን ጃዊ  ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ፣ ወረዳ ሊበን ጃዊ  ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣብ ልዕሊ ክልተ ሰባት እውን ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣተሓባባሪ ትራፊክ ፖሊስ እቲ ወረዳ ሳጅን ግዛቸው ዳማ ከምዝበልዎ፥…

ብልፅግና፣ ኢዜማ፣ ህብር ኢትዮጵያን መኢአድን ኣብ ፌዴራሊዝምን ብዝሃነትን ዘድሃበ ክትዕ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዳለዎ ኣብ ፌዴራሊዝምን ብዝሃነትን ዘድሃበ ፈላማይ መድረኽ ክትዕ ፓርቲታት ፖለቲካ ሎሚ መ’ዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ፥ ብልፅግና፣ ኢዜማ፣ ህብር ኢትዮጵያን መኢአድን ክትዖም ኣካይዶም። ፓርቲ ብልፅግና ብምውካል…

ጉጅለ ጁንታ ኣብ 8 ከባቢታት ክልል ትግራይ እናገበሮ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሽፍታ ብሰራዊት ምክልኻ ተደምሲሱ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ኣብ ሸሞንተ ከባቢታት ክልል ትግራይ እናገበሮ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሽፍታ ብሰራዊት ምክልኻል ብዝተወሰደሉ ስጉምቲ ከምዝተደምሰሰ ዋና ኣተሓባባሪ ዘፈር ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጄነራል…

ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ ብር 320 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ጥራሕ ልዕሊ ብር 320 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም አቶም ብር 235 ሚሊየን 543 ሺሕን 640 ዝግመት ዋጋ ዘለዎምኣቑሑት ኮንትሮባንድ ናብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ንምፍላጥ ብብርኪ ሃገር መፅናዕቲ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ንምፍላጥ ብብርኪ ሃገር መፅናዕቲ ከምዝካየድ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዝካየድ መፅናዕቲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ውድብ ጥዕና…

ኣብ ግድብ ህዳሴ ዘለዉ ዝይምስማዓት ክፍትሑ ዘለዎም ብድርድር ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ

አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 5፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናሃነፀቶ ኣብ ትርከብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝረኣዩ ዘይምስማዓት ብምዝርራብ ጥራሕ ክፍትሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ምስ ግብፂ መዘነኦም ሳሜህ ሹክሪ ትማሊ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምህልላን ፀሎትን ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምህልላን ፀሎትን ዕላዊ ገይሩ። እቲ መርሃ ግብሪ 7 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም ሰዓት 9 ብኣቦታት ሃይማኖት በዕሊ ከምዝእወጅ ተገሊፁ። ካብ 8 ሚያዚያ ጀሚሩ ድማ ንተኸታተልቲ ሸውዓተ መዓልታት…

ቤልጂየም ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤልጂየም ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ከምዝሃበት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር፥ ኣብ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ መሰረተ ልምዓት መገዲ፣ ባቡርን ኣብ ኣገልግሎት ወደብን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለወን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ መሰረተ ልምዓት መገዲ፣ ባቡርን ኣብ ኣገልግሎት ወደብን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለወን ገሊፀን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋየ ምስ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ናፃ ዞባን ወደባትን ኣቡበክር ኦማር…