Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን። እተን ተወካሊት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ምምሕያሻት ንምሕጋዝ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት ቆራፅነት ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም፡፡ ደቂ…

ፕሬዘዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ማናጀር ካናል ፕላስ ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዘዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢንዱስትሪ ቴሌቪዥን ኣብ ቀድሚት ምስ ዝስራዕ ግሩፕ ካናል ፕላስ ማናጀር ኣፍሪካ ተዛቲየን። ኣብ ዘፈር መዘናግዒ ቴሌቪዥን ልዑል መዋእለ ንዋይ ብምፍሳስን ፅቡቓት ዝበሃሉ ዘህድሱን መምሀርቲን መደባት ብምቕራብ ውሩይ…

ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ሁዋዌይን ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ፌዴሪኢን ኣብ ምቕራብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ዝፍለጥ ኩባኒያ ሁዋዌይን ኣብ ክእለት ኣይ ሲቲን ስነ-ምህዳርን ንምልማዕ ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። እቲ ስነ-ምህዳር ተምሃሮን ሰብ ሞያታትን ብብርኪ ዓለም መረጋገፂ ኣፍልጦ…

መበል 1442 ፆም ረመዳን ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1442 ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅምር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ ህዝም ሙስሊም ብፆምን ፀሎትን ዘሕልፎ ወርሒ ረመዳን ፅባሕ ዝጅምር ሎሚ መዓልቲ ወርሒ…

ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙለእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ደብዳበ ሽመቶም ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙለእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ቅዳሕ ደብዳበ ሽመቶም ናብ ሓላፊ ጉዳያት ፕቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ለመሻሪ ቢን ነሂት ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ደብዳበ ሽመቶም ኣብ ዘቕረቡሉ…

ኣብ ውሽጢ ትካላት ፌዴራል ብምብልሻው ተዋህሊሎም ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናውቲ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ክምዝገቡ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ልዕለ 100 ኣብ ዝኾኑ ትካላት ፌዴራል ብምብልሻው ተዋህሊሎም ዝርከቡ መኻይን፣ ማሽነሪታት፣ ላፕቶፓትን ኮምፒዩተራትን ከምኡ እውን ኣቑሑት ፈርኒቸራትን ለካልኦት ናውቲን መርሃ ግብሪ ምምዝጋብ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ መዓልቲታት…

ብሽም ትካል ዕፃ በፂሑኩም ብዝብል ናይ ምጭብርባር ስራሕቲ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፌዴራል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ትካል ኮካ ኮላ ዕፃ በፂሑኩም ብዝብል ናይ ምጭብርባር ስራሕቲ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኢንተለጀንስ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ትካል “ንብሉፃት ዓማዊል ፕሮግራም ኣዳሊዩ ከምዝነበረን ካብ ዝተሓረዩ ዓማዊል ንኹም ዚኹም” ብዝብል…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ሞሃመድ ሸሪፍ ዓብደላ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ፣ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ዶብን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ይበልጣል ኣብ ዘተኦም፥ ምስ ምድላው…

ካብ ጎዳጉዲ ኣቃቂ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማይ ሒዙ ዝመፅእ 800 ሚሊ ሊትሮ ዓቢዪ መስመር ማይ ሓደጋ ምስባር ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብበዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ካብ ጎዳጉዲ ኣቃቂ ናብ ከተማ 800 ሚሊ ሊትሮ ማይ ሒዙ ዝመፅእ ዝነበረ ዓቢዪ መስመር ማይ ሓደጋ ምስባር ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ምስባር ትማሊ ምሸት ኣብ ከባቢ ሃይሌ ጋርመንት ቀፅሪ ክፍለ ከተማ ንፋስ…

አኢትዮጵያ ድሕንነት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምሕላው ትገብሮ ፃዕሪ ሩሲያ ከምትድግፎ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)አኢትዮጵያ ድሕንነት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምሕላው ትገብሮ ፃዕሪ መንግስቲ ሩሲያ ከምዝድግፎ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ያቭጋኒ ተርክን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥ መንግሰቶም ድሕንነት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ንምጥንኻር ብዝተፈላለየ መገዲ ሓገዝ…