Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ተግባራት ኣብ ዓውድታት ባህልን ኪነ ጥበብን እናተሰርሑ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ናይ ምቕራብ ተግባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ስፖርትን ነብዩ ባዩ፡፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ፅቡቕ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝሃንፁ ስነ-ጥበባዊ…

ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሃገርን ወለዶን እጃመን ልዑል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሃገርን ወለዶን እጃመን ልዑል እዩ ኢለን፡፡ ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ለኸ ደቂ ኣንስትዮ መዛዘሚ ዘተ "ግደ ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳያዊ ብልፅግና" ብዝብል መሪሕ…

2018 በጀት ዓመት ረቂቕ በጀት ኣብ ቀፃሊ ዓመታት ዝህልው ማክሮ ኢኮኖሚ ትንበያ ማእከል ዝገበረ እዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2018 በጀት ዓመት ረቂቕ በጀት ኣብ ቀፃሊ ዓመታት ዝህልው ማክሮ ኢኮኖሚ ትንበያ ማእከል ዝገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ገንበዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተማልአ ምምሕያሽ ኣፋፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ካልኦት ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን…

ኣብ ኢትዮጵያ ሓሳቡ ብምግላፁ ዝእሰር የለን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ድልየት ስልጣን ብሓይሊ ንምሓዝ ተሊሙን ተወዲቡን እንትንቀሳቐስ ከምኡውን ብኻልኦት ገበናት እንትሳተፍ እንበር ሓሳቡ ብምግላፁ ዝእሰር የለን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል…

ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያዊያን ብሰፈር ከይፈላለየ ሓቚፉ ዝሓዘ ፓርቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቅድመ ሐዚ ካብ ዝነበሩ ዝተፈለየ ኣተሓሳስባ ዘለዎን ንኢትዮጵያዊያን ብሰፈር ከይፈላለየ ሓቚፉ ዝሓዘን ብሕታዊ ፓርቲ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ…

ስርቂ ስብራት ከምዝኾነ ወሲድና ኣብ ሰለስተ ምዕራፍ መቒልና ንምክልኻል ንሰርሕ ኣለና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ብሄራዊ ረብሓ ልዑል ጉድኣት ዘብፅሕ ሰርቂ ስብራት ከምዝኾነ ወሲድና ኣብ ሰለስተ ምዕራፍ መቒልና ንምክልኻል ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘካየድዎ በዓል ኣርባዕተ ክፋል ቃለ መሕትት…

ኣብ ዓለም ልምምድ ሃገራት ኣልቦ ወደብ ዘየለ ግፍዒ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፂሙ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ልምምድ ሃገራት ኣልቦ ወደብ   ዘየለ ግፍዒ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፂሙ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል ራብዓይ ክፋልን ናይ መወዳእታን ቃለ መሕትቶም፥ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪክ በሪ ባሕሪ(ወደብ)…

ምስ ሞያተኛታት ኪነ ጥበብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩለ መዳያዊ ለውጢታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ሞያተኛታት ኪነ ጥበብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩለ መዳያዊ ለውጢታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥ ሃገርን ጥበብን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከተማዊ መዛዘሚ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ፅባቐ ካልኣይ ደረጃ ንዝሓዘት ሃሴት ደረጀ ሽልማት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ህንዲ ሃይድራባድ ኣብ ዝተዳለወ  ዓለም ለኸ ውድድር ሚስ ወርልድ'  ፅባቐ ካልኣይ ደረጃ ንዝሓዘት ሃሴት ደረጀ ሽልማት ሂበን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ሃገርን ጥበብን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ…

ታሪካዊ ፀላእትና ይኹኑ ተለኣኣኽቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ህዝባን ዝምነይዎ ናይ ጥፍኣት ድግስ ኣይዕወትን-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሪካዊ ፀላእትና ይኹኑ ተለኣኣኽቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ህዝባን ዝምነይዎ ናይ ጥፍኣት ድግስ ኣይዕወትን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። እዚ ፍሉይ ወፍሪ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ብላቴ ዘሰልጠኖም መበል…