Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ መልእኽቲ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም።
እቲ መልእኽቲ ዘብፅሑ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፍሉይ መልእኽተኛ ዶክተር ኣብይን ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኢዮም።
ሚኒስትር…
ምስ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ብምስላፍ እንትዋግኡን እንተዋግኡን ዝነበሩ 18 ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ብምስላፍ ካብ መቐለ ክሳብ ቆላ ተምቤን እንትዋግኡን እንተዋግኡን ዝነበሩ 18 ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትርኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጀኔራል መሓመድ ተሰማ፥18 ላዕለዎት…
ንሸሞንተ ኣዋርሕ ተኣጓጊሉ ዝነበረ ዝርገሐ መስመር ባቡር ኣዋሽ – ኮምቦልቻ – ሃራ ገበያ ምስራሕ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምስ ክፍሊት ካሕሳ ተተሓሒዡ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ተኣጓጊሉ ዝነበረ ዝርገሐ ፕሮጀክት መስመር ባቡር ኣዋሽ - ኮምቦልቻ - ሃራ ገበያ ፀገሙ ተፈቲሑ ስርሑ እናቐፀለ ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኢንጂነር ኣብዱልከሪም መሓመድ ገሊፆም።
ኣካል እቲ…
500 ኣቢያተ ትምህርቲ ዝሓቖፈ ፕሮጀክት ምገባ ቤት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ትካል መድሕን ህፃናት ብምትሕብባር 500 ኣቢያተ ትምህርቲ ዝሓቖፈ ፕሮጀክት ምገባ ቤት ትምህርቲ ዕላዊ ገይሩ።
በቲ ሃገር በቆል ዝኾነ ፕሮጀክት ምገባ ኣቢያተ ትምህርቲ፥ ልዕሊ 163 ሺሕ ተምሃሮ ኣካል እቲ ምገባ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓን ተወከልቲ እተን ሃገራትን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓን ተወከልቲ እተን ሃገራትን ተዛቲዮም፡፡
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኢዮም ምስቶም ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓን ተወከልቲ…
ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም።
ኣብቲ ፃንሒት ዝተረኸቡ ተወከልቲ ፓርቲታት ኣብን፣ ኢዜማን ትዴፓን፥ ፓርቲታት…
ቤት ፍርዲ ቃል እምነት ክሕደት እኒ ኣይተ ጃዋር ንምቕባል ድጋሚ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ቃል እምነት ክሕደት እኒ ኣይተ ጃዋር ንምቕባል ድጋሚ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ።
ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 1ይ መጋባእያ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ብመሰረት ዝሃቦ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ተሰይሙ ዝነበረ፤ ቃል…
ንግልጋሎት ሕክምና ሕሙማት ኣስሚ ዝውዕሉ 150 ማሽናት ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግልጋሎት ሕክምና ሕሙማት ኣስሚ ዝውዕሉ 150 ማሽናት ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ።
ሚኒስትር ጥዕና ምስ ኣስትራዜኒክ ሶሳይቲ ዝገበሩዎ ስምምዕነት፥ ኣብ ልዑል ሓማም ኣስሚ ዝርከቡ ዜጋታት ብቐሊሉ ሕክምና ንኽረኽቡ ዝገብርን ንሰብ ሞያታት ስልጠና…
ትካላት ፋይናንስ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ድሕንነት መጥቃዕቲ ሳይበር ትኹረት ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ፋይናንስ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ድሕንነት መጥቃዕቲ ሳይበር ትኹረት ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር፥ ኣብ ጉዳይ ድሕንነት ሳይበር ኣመልኪቱ ንላዕለዎት…
ኣብ ዞባ መተከል ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ዝተውሃቦም ናይ ሕዝቢ ሓደራ ገዲፎም ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑን ብክልተ ካራ ዝበልዑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ።
ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተጣየሸ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ…