Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ዩናይትድ ኪንግደም ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንትፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ተዛቲዮም፡፡
ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ኣብ ጉባኤ ጉጅለ 20 ውፅኢታዊ ኣኼባታት ተኻይዶም – ቢልለኔ ስዩም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ ጉጅለ 20 ዘዕግብን ውፅኢታዊን ኣኼባታት ተኻይዶም ኢለን ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም።
ቢልለኔ ስዩም ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ተሳትፎ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ዝሃበኦ መብርሂ ከምዝበለኦ፤…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ብብርኪ ዓለም ንበል 34 ግዘ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 20 ግዘ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡
ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ወይ እውን መዓልቲ ፃዕዳ ሪቫን "መጥቃዕቲ ዘይዕገስ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ኣብ ትሕቲ ሓወልቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ሎውረንስ ዎንግ ኣብ ትሕቲ ሓወልቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡
ከንቲባ ምምክዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ሎውረንስ ዎንግ ተዛቲየን፡፡
ድሕሪ እቲ ዘተ ድማ…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ዝተረጋገፀሉ ጉባኤ ጉጅለ 20…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ኢሉ እውን ኣብ ኣፍሪካ ያላት ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ክትሳተፍ ኣኽኢሉዋ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡
ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…
ኮፕ32 እንትነዳሉ ካብ ብራዚል እንወስዶም ዝረብሑ ልምዲታት ኣሎዉ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮፕ32 እንትነዳሉ ካብ ብራዚል እንወስዶ ዝረብሕ ልምዲታት ኣሎዉ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 20 ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናችዮ ሉላ ደ ሲልቫ ፅቡቕ ዘተ ምክያዶም…
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ዘቲዮም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካን…
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋ ዘቲዮም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለምን ፈታዊ ኢትዮጵያን ኣጄይ ባንጋ ምዝታየይ ኩሉ ግዘ…
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘቲዮም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ጉጅለ 20 ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት…
ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ትሰርሕን መፍትሒ እተቕርብን ሃገር ከምዝኾነት ምርኣይ ተኻኢሉ- ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ብምትሕብባር ትሰርሕን መፍትሒ እተቕርብን ሃገር ከምዝኾነት ምርኣይ ተኻኢሉ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)።
እቶም ሚኒስትር ተሳትፎ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ዝጠመተ…