Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ኣድማሱ ጸጋዬ ምስ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኣብ እዋናዊ ዞባዊ ጉዳያት ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶኔዢያ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣንባሳደር ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር ኣድማሱ ፀጋዬ ምስ ኣብ ኢንዶኔዢያ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኣብዱላ ሳሊም ኣል ዳህሪ ኣብ እዋናዊን ዞባዊ ጉዳያትን ተዛትዮም።
ኣብ ዘትኦም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል…
ኣብ ገዛ ውልቀ ሰብ ተኸዚኑ ዝነበረ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገዛ ውልቀ ሰብ ተኸዚኑ ዝነበረ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
እቲ ዘይሕጋዊ ኣፅዋር፥ ኣብ ብሄራዊ ክልል ሲዳማን ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ክፍለ ከተማ ታቦርን ከምዝተትሓ ኢዩ ዳይሬክተር ኢንተለጀንስ…
ኣይተ ስብሃት ነጋን ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 42 ተጠርጠርቲ፥ ዓቃቤ ሕጊ መሰኻኽር ቅድመ ምርማራ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል፥ ኣይተ ስብሃት ነጋን ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 42 ተጠርጠርቲ መሰኻኽር ቅድመ ምርማራ ኣቕሪቡ።
ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ለዕሊ እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መዝገብ ቅድመ ምርመራ…
ክሳብ ዝቕፅል ዓመት ወርሒ ታሕሳስ 20 ሚኢታዊ ዜጋታት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 30 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም 20 ሚኢታዊ ዝኾኑ ዜጋታት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እዚ ዝገለፁ ድማ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ኢዮም፡፡
እቲ ሚኒስቴር ቅድሚት ክታበት…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ፍሉይ ወረዳ ኢታንግ ንፋስ ዝተሓወሶ ሓያል ዝናብ ወቒዑ ኣብ ልዕሊ ሰብ ንብረትን ገድኣት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ፍሉይ ወረዳ ኢታንግ ጣቢያ ፑኩሙ ንፋስ ዝተሓወሶ ሓያል ዝናብ ወቒዑ ኣብ ልዕሊ ሰብ ንብረትን ገድኣት ከምዘብፀሐ ተገሊፁ።
ብቕድሚ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 5 ንፋስ ዝተሓወሶ ዝናብ ወቒዑ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰባት ከቢድን ቀሊልን…
ኣብ ልዕሊ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ ክሲ ተመስሪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ(ወዲ ነጮ) ክሲ ተመስሪቱ።
ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጉዳያት ፀረ ሽብርን ሕገ መንግስቲን ኢዩ…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ሆስፒታላት እተን 75 ሚኢታዊ ሙሉእ ብሙሉእ ስራሕ ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝርከባ ሆስፒታላት እተን 75 ሚኢታዊ ሙሉእ ቡሙሉእ ስረሕን ከምዝከመራ ማእኸል መተሓባበሪ ብሄራዊ ሃንደበታዊ ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ብኣባል ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ዝተሰርሑ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዛት ከምኡ እውን መሊስካ ምጥያሽ ዝገምገመ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 21 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ወረዳ ሁለት እጁ እነሴ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 21 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
እቲ ሓደጋ ሰዓት 1 ንጎሆ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ካብ ጎንደር ብምብጋስ ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ዝነበረት ባስ ምስ ካብ ወረዳ…
ሉኣላውነትን ምትሕብባርን ኣብ ዝፈታተኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሉኣላውነትን ምትሕብባርን ኣብ ዝፈታተኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ወንድወሰን ኣንዷ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ዝተወሰኑ ናይ ወፃኢ…
ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ሃላይጌ ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 100 ስኲየር ኪሎ ሜተሮ ሳዕሪን ቆጥቋን በሪሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ሃላይጌ ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 100 ስኲየር ኪሎ ሜተሮ ሳዕሪን ቆጥቋን ከምዝበሰ መተሓባበሪ እቲ ፓርክ ኣፍሊጦም።
ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ 2 መጋቢት 2013 ዓ.ም ቀጥሪ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እቲ ፓክ ዝተለዓለ…