Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
14 ሃገራት ዝሳተፋሉ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)14 ሃገራት ዝሳተፋሉ 7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ካብ 12 ክሳብ 14 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡
ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ፌርትሬድን ፕራን ኢቨንትስ ጀርመንን ብሓባር ኣብ ዘካይዱዎ ዓውደ ምርኢት÷ ዓለም ለኸ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ኣዋጃት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 33 ስሩዕ ኣኼብኡ ክልተ ስምምዕነታት ልቓሕ ሓዊሱ ኣዋጅ ኣተሓሕዛን ኣወጋግዳን ደረቕ ጓሓፍ ኣፅዲቑ።
ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓረብ ንልምዓት…
መንግስቲ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝሃቦ ትኹረት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ንሰላም ከምኡ እውን ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝሃቦ ትኹረት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር 3ይ ኤክስፖ ጎስጓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕና እውን ንሸምት” ኣብ ከተማ…
ህንፀት መንበሪ ሰፈር ሓረስቶት እንትዛዘም ሜላ ኣነባብራ ሓረስቶት ክቕይሩ ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት መንበሪ ሰፈር ሓረስቶት እንትዛዘም ሜላ ኣነባብራ ሓረስቶት ክቕይሩን ጥዕናዊ ህይወት ዘላብሱን ኢዮም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል ራብዓይን ኣካል ወለንታዊ ክረምታዊ ስራሕቲን ዝኾነ ስራሕቲ…
ካብ ኣታዊ መሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝተሃነፁ ስታዲየማት
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኣታዊ መሸጣ መፅሓፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)“የመደመር ትውልድ” ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማታት ጎዴ፣ ደገሃቡር፣ ኣራርሶን ጅግጅጋን ኣርባዕተ ማእኸለዎት ስታዲየማት ህንፀት እናተኻየደ ይርከብ፡፡
ኣብ ጎዴን ደገሃቡር ዝህነፁ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ሃዲያ ሞዴል መንበሪ መንደር ኮሪደር ገፀር ኣጀኒሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዞባ ሃዲያ ወረዳ ሌሞ ቀበሌ ዱባንቾ መርሃ ግብሪ ሞዴል መንበሪ መንደር ኮሪደር ገፀር ኣጀሚሮም፡፡
እቶም ቀዳማይሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኣብ…
ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲ ተዳልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሎሚ ዓመት ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲ ተዳልዩ፡፡
ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊ ዴስክ ልምዓት ሻንቆ ቴሳ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ነቲ መርሃ ግብሪ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ተተሊሙ ክሳብ ሕዚ 8 ነጥቢ 4…
ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሃገር ናይ ምልዋጥ ሰፊሕ ራእይ ዘለዎ ሃገራዊ ጅማሮ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሃገር ናይ ምልዋጥ ሰፊሕ ራእይ ዘለዎ ሃገራዊ ጅማሮ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዞባ ካንባታ ወረዳ ዙሪያ ኣዲሎ ቀበሌ ሃሚዶ ልምዓት ኮሪደር…
ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ኣብ ዓውዲ ፍርያት ሶላርን ኤክስፖርትን ክዋፈር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይናዊ ግሩፕ ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ንምስራሕ ናይ 100 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣይተ ሞቱማ ተመስገንን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሁዋጂያን ዛንግ…
መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝጠቅዕዎ ፅሑፍ ÷ሎሚ ኣብ…