Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣግባብ ፅሬትን ተበፃሕነትን ንምርግጋፅ ማሕበራት ሞያ ምስ መንግስቲ ተዋዲደን ንኽሰርሓ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣግባብ ፅሬትን ተበፃሕነትን ንምርግጋፅ ማሕበራት ሞያ ምስ መንግስቲ ተዋዲደን ንኽሰርሓ ተሓቲቱ።
ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምስ ኤጀንሲ ኣግባብን ፅሬትን ትምህርቲ ብምትሕብባር “ግደ ማሕበራት ሞያ…
ደረጃ ዓለም ለኸ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ሙሉእ ዓቕሚ ዩኒቨርሲቲታት ምጥቃም ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዜጋታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት ብመካብ ደረጃ ዓለም ለኸ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ሙሉእ ዓቕሚ ዩኒቨርሲቲታት ምጥቃም ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ሓሙሽተ ከተማታትን ዩኒቨርሲቲአንን…
ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ይሰርሑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ሓገዝ ንምግባር ኣብዚ ሕዚ እዋን ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ እናተንቀሳቐሱ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ…
“ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” ክብሉ ኣብ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ኣስፋልት ጭዳ - ጅማ ኣብ ዘጀመሩሉ መርሃ ግብሪ ገሊፆም።
ጅማን ከባቢኣን ካብ ታሪኻዊ ቦታታት ኢትዮጵያ ሓደ ይኹን እምበር ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓማውቲ…
ኣብ ከተማ ሮቢት ንፓርቲ ብልፅግናን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ራያ ቆቦ ከተማ ሮቢት ንፓርቲ ብልፅግናን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ድማ፤ ለውጢ ዘተዓናቕፍ ፖለቲካዊ ሽርሒ ንኹንን፣ ፈተናታት እናመከትና ዘላቕነት እቲ ለውጢ ክነረጋግፅ ኢና፣…
ብር 2 ቢሊየን ዝኸውን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ብር 1 ቢሊየን 988 ሚሊየን 214 ሺሕን 981 ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡
ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ብር 1 ቢሊየን 608 ሚሊየን 582 ሺሕን 897…
ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዕድጊት ፍርያት ነዳዲን ተግባራት ሪፎርምን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዕድጊት ፍርያት ነዳዲን ተግባራት ሪፎርምን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ስርዓት ተበፃሕነትን ቁፅፅርን፣ ዝርገሐን ፍትሓዊነት ዕድጊትን ቀረባት ነዳዲን ውፅታት ነዳዲን ከምኡ እውን ኣብቲ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ – ጭዳ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ - ጭዳ ኣጀሚሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ መጀመሪ እቲ ፕሮጀክት ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይ ደመቀ መኮንን…
ቻይና መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ዌንቢን ሃገሮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀጠናዊን ኩለመዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣፍሊጦም።
ብተወሳኺ ኢትዮጵያን ውድብ…