Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ሚነስትር ዲኤታ ኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር…

ኣብ ከተማ ሽረእንዳስላሰ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጉጅለታት ሚኒስትር ሰላምን ኣባላት ሰብኣዊ ሓገዝን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ከተማ ሽረእንዳስላሰ ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጉጅለታት ሚኒስትር ሰላምን ኣባላት ሰብኣዊ ሓገዝን ገሊፆም። ካብ ሞንጎ ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ሰላም ሓደ ዝኾነ ትካል ኮሚሽን ምክልኻል ስግኣት…

ካብ ኣላማጣ ናብ መቐለ ዝኸይድ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘመሓላልፍ መስመር ፅገና ይግበረሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኣላማጣ ናብ መቐለ ዝኸይድ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘመሓላልፍ መስመር ፅገና ይግበረሉ ኣሎ። ብጁንታ ጉጅለ ህወሓት ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ ካብ ኣላማጣ ናብ መቐለ ዝኸይድ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘመሓላልፍ መስመር ቅልጡፍ ፅገና…

ስፖርት ንሓድነትን ሰላምን መፍትሒ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፖርት ንሓድነትን ሰላምን መፍትሒ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ እናሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሆስፒታል ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በፂሖምዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሆስፒታል ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በፂሖምዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ካብ ባዕሎም ዘቐደሙ ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክብሉ ዝገለፁዎም ወታደራት፥ ሎሚ መዓልቲ…

ጭካነ ጉጅለ ህወሓት ዝኹንኑ ሰልፊታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ጉጅለ ህወሓት ዝኹንኑ ሰልፊታት ኣብ ማይ ካድራ፣ ራያ ቆቦን ኣላማጣን ተኻይዶም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ከምዝድግፉ እውን ኣፍሊጦም። እቶም ሰልፈኛታት…

3ይ ሃገር ለኸ መዓልቲ እግረኛታትን ብሽክሌተኛታትን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሳልሳይ ሃገር ለኸ መዓልቲ እግረኛታትን ብሽክሌተኛታትን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ ውዒሉ። እቲ መዓልቲ “ካብ ጳጉሜን ከክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ ውዒሉ ዘሎ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስራሕቲ ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን ተጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስራሕቲ ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን ተጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ኣንፈት ኣቐሚጡ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ንክልተ መዓልቲ እናካየዶ ዝነበረ ስሩዕ ኣኼባ…

ድሕሪ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ትግራይ መሊስና ምህናፅ ቀንዲ ተግባርና እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንትግራይ መሊስና ምህናፅ ቀንዲ ተግባርና እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እዚ ተግባር ሰለስተ መልክዕ ኣለዎ እዉን ኢሎም። ብመሰረት እዚ ሰብኣውን ማሕበራዊ ድጋፍ፣ ዝተጎድአ መሰረተ ልምዓት…

ጁንታ ህወሓት ንሓሶት ፕሮፖጋንዳን ምልዕዓል ኩይናትን እንትጥቀመሉ ዝነበረ ጣቢያ ሬዲዮ ድወት ወሪሩን ኣዕኒዩን ሃዲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ህዳር 26 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ንሓሶት ፕሮፖጋንዳን ምልዕዓል ኩይናትን እንትጥቀመሉ ዝነበረ ጣቢያ ሬዲዮ ድምፂ ወያነ  ወሪሩን ኣዕኒዩን ከምዝሃደመ ተገሊፁ። ቅልጡፍን ዝተዋደደን ስጉምቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምፅዋር ዘይከኣለ ጉጅለ"ኣነ እንተሞይተ ሳዕሪ…