Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርክ ሎውኩክ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ኣብ ዝኾነሉ ኣግባብ ዘድሃበ ከምዝነበረ…

ዶ/ር ሂሩት ካሳው ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ተዛቲየን። እተን ሚኒስትራት ኣብ ዘተአን ኢትዮጵያን እስራኤልን ዘለወን ጥቡቕ ምትእስሳርን ንዘበናት ዝፀንሐ ታሪኽን ከምዘመዝገባ ፀሪሐን።…

ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን ንምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ትሕቲ ሰሃራ ገለፃ ገይረናለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናሲሴ ጫሊ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን ንምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ትሕቲ ሰሃራ ማላ ካሃና ካናዳ ገለፃ ገይረን። እተን ኣምባሳደር ኣብ እዋን ገለፀአን፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢዩ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናሳለጠ ዝርከብ፡፡ ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ 6ይ ዓመት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሚኒስትር ታማኖ ሺታ ናብ ኢትዮጵያ ምምፀአን ሓጎስ ከምዝተሰመዐን ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት…

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዘነቡ ታደሰ ምስ ፕሬዚዳንት ሴኔት ጣሊያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዘነቡ ታደሰ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልተኣዊ ጉዳያትን ኣድሂበን ምስ ፕሬዚዳንት ሴኔት ጣሊያን ማሪያ ኤሊዛቤታ ካሴላቲ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ዘነቡ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብቲ…

ጉጅለ ኮማንዶን ምርመራ ገበንን ፖሊስ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ኮማንዶን ምርመራ ገበንን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ናብ መቐለ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ናብ መቐለ ዘኣተወ ጉጅለ፥ ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውዳድ ተደላዪ ጉጅለ ህወሓት እናሃደነ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ። ብመሰረት እዚ ሰለስተ ኮንቴይነር ጠበንጃ፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ጠያይቲ፣ ክላሽንኮቭ፣ ስናይፐር፣ መንብዒ ቡምባን ፈንጅታትን ተታሒዞም ኣለዉ። ብተወሳኺ…

ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ተጠርጣሪ ዝተዛበዐ ሓበሬታ ብምቕራብን ጎንፂ ብምቕስቃስን ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ንምፍራስ እንትንቀሳቐስ ነይሩ ኢዩ ብምባል መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ…

ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ጀሚሩ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ከምዝተጀመረ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ብኽፋል ዝተጀመረሎም ከባቢታት ዳንሻ፣ በተርካን፣ ሑመራ፣ ሸራሮ፣ ማይፀብሪን ማይካድራን ኢዮም። ኣብ…