Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ ሽረ ኣብ ጉጅለ ህወሓት ዝነበረ ኣሰራርሓ ዝምድና ድሕሪ ሕዚ ከምዘይቕፅል ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.)ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ ሽረ ኣብ ጉጅለ ህወሓት ዝነበረ ኣሰራርሓ ዝምድና ድሕር ሕዚ ከምዘይቕፅል ኣረጋጊፆም።
ብጉጅለ ህወሓት ዝነበረ ኔትዎርክ ዝምድና ኣሰራርሓ ካብ ድሕር ሕዚ ከይቕፅል ብምግባር ህዝቢ ብቕንዕና ንምግልጋል ምድላዎም ኣመራርሓ…
ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ምስ ምህዳን ጎድኒ ንጎድኒ ክልል ትግራይ ናብ ስሩዕ ስርዓት ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ ምስራሕ ይግባእ-ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሕጊ ዝድለዩ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ምስ ምህዳን ጎድኒ ንጎድኒ ክልል ትግራይ ናብ ስሩዕ ስርዓት ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም።
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ምሁራን፥ ኣብቲ ክልል በቲ ጁንታ ዝዓነዉ…
ነበር ኣምባሳደር ቆንጅት ስነጊዮርጊስ ህያብ 2020 ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ክወሃበን ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኢትዮጵያዊት ነበር ኣምባሳደር ቆንጅት ስነጊዮርጊስ ህያብ 2020 ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ክወሃበን ኢዩ።
ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ኣምባሳደር ቆንጅት ካብ መንጎ እቶም ሎሚ ዘበን ህያብ ዝወሃቦም ውልቀ ሰባት ሓንቲ ከምዝኾና ኣፍሊጡ።
እቲ…
ብኽፋል ተቛሪፁ ዝነበረ ህንፀት መገዲ ኣስፓልት ኣራራት -ኮተቤ -ካራ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኽፋል ተቛሪፁ ዝነበረ ህንፀት መገዲ ኣስፓልት ኣራራት -ኮተቤ -ካራ ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ህንፀት መገዲ ቅድሚ 3 ዓመት ዝተጀመረ እኳ እንተኾነ ኮተቤ ክሳብ ካራ ዘሎ ካልኣይ መዕራፍ ብሰንኪ ጉድለት ኣፈፃፅማ…
ሃገር ምግልጋል ማለት ዝጀርካዮ እናዛዘምካ ብዝተለምካዮ መስመር ንኻሊእ ዓወት ምጉዓዝ ትፅቢት ይግበር-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ምግልጋል ማለት ዝጀርካዮ እናዛዘምካ ብዝተለምካዮ መስመር ንኻሊእ ዓወት ምጉዓዝ ትፅቢት ይግበር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ጎሮ ንዝተተኸሉ ፈልሲታት ሎሚ መዓልቲ ማይ…
ኣብ መተከል ዝንቀሳቐሱ ተረፍ መረፍ ጁንታ ኢዶም ንክህቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዞባ መተከል ዝንቀሳቐሱ ተረፍ መረፍ ጁንታ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ኢዶም ንኮማንድ ፖስት እቲ ዞባ ንክህቡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣተሓሳሲቦም።
ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፥ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እናላተመ ዝነበረ…
ኢትዮጵያ ዴሞክራሲ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእል ቅኑዕ መገዲ ኢያ ዘላ- ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ
ኣዲስ ኣበባ ፣22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ቤሊጂየም ሂሩት ዘመነ፥ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእል ቅኑዕ መገዲ ኢያ ዘላ ክብላ ተዛሪበን።
እተን ኣምባሳደር ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝተገበረ ኣኼባ፥ ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ናይ ውሽጢ ጉዳይ…
ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ሕውነት ትኹረት ከምእትህብ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ሕውነት ትኹረት ከምእትህብ ገሊፃ።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬኒያ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ሕብረት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ጆርጅ ኦሪና ምስ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ኬኒያ ኣይተ መለስ ኣለም ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር…
ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ኣልጀርስ ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀረስ ነብያት ጌታቸው ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ፓውሎ ካፑቶን ፍላቪያ ጂኦርዳኒን ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ነብያት ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ተመዛበልቲ ደገፍ ምክርካብ ኣብ ዝካኣለሉን ኣብ ኢትዮጵያ…
ኢትዮጵያ ዜጋታታ መሊሳ እግሪ ንምትካል ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ካብ መረበቶም ብምምዝባል ኣብ ሱዳን ኣብ ስደት ንዝርከቡ ዜጋታት ክልል ትግራይ መሊሱ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሚኒስትር ህንፀት ማእኸል ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ ገሊፆም።
ኣይተ ዛዲግ፥…