Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ምስላጥ ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት ዝተውሃቦም አምባሳደራት ስልጠና ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ። እቲ ስልጠና ኣብ ዓለም ለኸ ርክብ ዲፕሎማሲ፣ ኮንቬንሽን ቪየና፣ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣብ ታሪኽ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፣ ሃይድሮ…

ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ንምዝታይን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ትግራይ ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ሓለውቲ ኣቦታት ሃይማኖት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን መማኸርቲን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ንምዝታይን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ክልል ትግራይ ከምዘቕነዐ ዋና ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ ገሊፆም። እቲ…

ኣብ ዝቕፅል እዋን ፅድያ ስሩዕን ትሕቲ ስሩዕን ዝናብ ክዘንብ ከምዝኽእል ብሄራዊ ኤጀንሲ ሜቴሮሎጂ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅል እዋን ፅድያ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት ኢትዮጵያ ስሩዕን ትሕቲ ስሩዕን ዝናብ ክዘንብ ከምዝኽእል ብሄራዊ ኤጀንሲ ሜቴሮሎጂ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ኣህነዲን ኣብዱል ከሪም፥ ኣብ መብዛሕትኡ ዝናብ…

ሕብረት ንኢትዮጵያ ብዝብል መሪሕ ቃል ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ማሕበረሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምብፃሕ ዝዓለመ ንኢትዮጵያ ካብ መጥቃዕቲ ንመክት ዝብል ወፍሪ ትዊተር ትማሊ ተኻይዱ። ዘመቻው ህብረት ለኢትዮጵያ፣ ትግራይን መልሰን እንገንባ እና ሰላም…

ኣብ ከተማ ጂንካን ዞባ ጎፋ ከተማ ሳውላን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝኸውን ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጂንካን ዞባ ጎፋ ከተማ ሳውላን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝኸውን ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ኣብ ከተማ ጂንካ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ፥ “ኣብ ልዕሊ መቓብር ጁንታ ምዕባለ፣ ሰላምን ሓድነትን ህዝቢታት ክልምልም ኢዩ፣ ህብረ-ብሄራዊነት…

ህንፀት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ላዕለዋይ ጉደር ብብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ወፃኢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ የካቲት 1 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብወናናይ ኮሚሽን ልምዓት መስኖ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ላዕለዋይ ጉደር ብብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ወፃኢ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ከባቢ ወረዳታት ቶኬ ኩታየን ኣምቦን ኣብ ትሽዓተ ጣቢያታት ኣብ ክልተ ተኸፊሉ…

ነበርቲ ዞባ ወላይታ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሰልፊ ድጋፍ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ዞባ ወላይታ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ይህቡዎ ዘለዉ ናይ ለውጢ ኣመራርሓን ዕዉት ውፅኢትን ሰልፊ ድጋፍ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዞባ ወላይታ ኩለን ወረዳታትን ከተማ ሶዶን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳተፍቲ ኮይኖም፡፡…

ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ተወከልቲ ውዳበታት፣ ሙሁራን፣ ኣካላት ኣድቮኬሲን ካልኦትን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ተወከልቲ ውዳበታት፣ ሙሁራን፣ ኣካላት ኣድቮኬሲን ካልኦትን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዋሸንግተን ዝተዳለወ…

ፀገማት ኣወሃህባ ኣገልግሎት ብምፍታሕ ጥንኩር ናይ ምፍፃም ዓቕሚ ኣብ ምህናፅ ብዕቱብ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት መንግስቲ ዝረኣዩ ፀገማት ኣወሃህባ ኣገልግሎት ብምፍታሕ ጥንኩር ናይ ምፍፃም ዓቕሚ ኣብ ምህናፅ ብዕቱብ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ። ቢሮ ፐብሊክ ሰርቢስን ሃፍቲ ልምዓት ሰብን ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ኣብ መፅናዕቲ መመሓየሺ ኣወሃህባን ኣፈፃፅማን…

ተወሰኽቲ 885 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 88 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 677 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 885 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 142 ሺሕን 338 ከምዝበፅሐ…