Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 41 ኣኼባ ቀዋሚ ልኡኽ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ኣኼባ ቀዋሚ ልኡኽ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣቲ ኣኼባ “ስነ-ጥበብ፣ ባህሊን ሓድጊን ንደሊያ ኣፍሪካ ንምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተሳለጠ ከምዝርከብ ሓበሬታ እቲ ሕብረት ኣመላኺቱ፡፡
ካብ…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ድንበሩ ኣለሙ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ድንበሩ ኣለሙ ኣብ መቓብር ሙስሊም ኮልፌ ተፈፂሙ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብዝተረኸቡሉ ኢዩ…
ቦርድ መረፃ ሕጋዊ ምዝገበኦም ዝአዛዘሙ ፓርቲታት ፖለቲካ ምልክት መረፃ ንኸእትዉ ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ሕጋዊ ምዝገበኦም ዝአዛዘሙ ፓርቲታት ፖለቲካ ምልክት መረፃ ካብ 13 ክሳብ 18 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣብ ዘለዋ መዓልቲታት ንኸእትዉ ፀዊዑ።
መረፃ ምልክት መረፃ ድማ ብኸምዚ ዝስዕብ ከምዝትግበር…
ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ኣብ 8ይ ዙር ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩ ትካላት ምስጋና ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ኣብ 8ይ ዙር ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ደረሰኝ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ምስጋና ኣቕሪቡ።
ብመሰረት እዚ፦
ክልል ጋምቤላ - ብር 11 ነጥቢ 7 ሚሊየን
ክልል ሃረሪ - ብር 5…
ኣብ ክልል ዓፋር ዳግም ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ተኸሲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዳግም ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ከምዝተርኣየ ቢሮ ልምዓት ሕርሻ፣ ሰበኽ ሳግምን ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
መተሓባበሪ ግብሪ ሓይሊ ምክልኻል ኣምበጣ በረኻ ዶክተር ኣያሌው ሹመት ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ክልል ወረዳታት…
ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሽዱሽተ ዝተዋፈረ 5ይ ሞተራይዝድ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ተዋጋእቲ መሃንዲሳት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሽዱሽተ ዝተዋፈረ 5ይ ሞተራይዝድ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ተዋጋእቲ ሰልጠንቲ መሃንዲሳት ኣመሪቑ።
ኣብ ክልተ ምዕራፋት ተኸፊሉ ዝተውሃበ ስልጠና፥ ዝተቐባበሉ ፈንጂታት ምውጋድ፣ ኣብ እዋን ዓጀባ ኮንቦይ ፍተሸ መገዲ ምግባርን ዝተቐባበለ…
ሚኒስትር ሕርሻ ምስ ወናኒ ፉድ ኮምፕሌክስ ኣልቪማ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ብምግባር ብሕታዊ ኤክስፖርተር ፍርያት ፓስታ ምስ ዝኾኑ በዓል ሃፍቲ ጅቡቲ ኣይተ ዲሬ ዓሊ ተዛቲዮም።
እቶም በዓል ሃፍቲ ወናኒ ፉድ ኮምፕሌክስ ኣልቪማ እንትኾኑ፥ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም…
ልኡኽ ክልል ሶማሌ ኣብ ናይሮቢ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓላፊ ቢሮ ኢንቨስትመንትን ጉዳያት ዳያስፖራን ክልል ሶማሌ ኣይተ ኣብዱልሰላም ዩሱፍ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ክልል ሶማሌ ኣብ ናይሮቢ ዑደት ይገብር ኣሎ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ኣብ ኤምባሲ ኢትጵያ ተረኺቡ ኣብ ናይሮቢ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ…
ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ዓለም ለኸ ስርዓት ትምህርቲ ንምዝታይን ንምትላምን ዝተጣየሸ ኮሚሽን ኣኪበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ዓለም ለኸ ስርዓት ትምህርቲ ንምዝታይን ንምትላምን ዝተጣየሸ ኮሚሽን ኣኪበን።
ካብ መላእ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ምሁራትን ሰብ ሞያታትን ዝሓቐፈ እቲ ኮሚሽን፥ ኣብ ቀፃሊ ዘበናዊን ንኹሉ ዘሓቁፍን ትምህርቲ…
ኣስከሬን ኣምባሳደር ድምበሩ ኣለሙ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣስከሬን ኣምባሳደር ድምበሩ ኣለሙ ካብ ዱባይ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዩ።
ኣምባሳደር ድምበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢ ዲፕሎማሰኛ ኮይኖም እናገልገሉ እንተለዉ ብዝሓደሮም ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበሩ ፀኒሖም 9 ጥሪ 2013 ዓ.ም ህይወቶም…