Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 359 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 926 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 359 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 96 ሺሕን 942…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰባት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ጣቢያ ዋጋ ቃንቃ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ መሪር ሓዘን ከምዝተሰመዖ ገሊፁ።
እቲ ባይቶ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ከምዝገለፆ፥ ተመሳሰልቲ ገበናት ብተደጋጋሚ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ማንነት መሰረት ገይሩ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣዝዮም ከምዝሓዘኑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ማንነት መሰረት ገይሩ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣዝዮም ከምዝሓዘኑ ገሊፆም።
ፀላእቲ ኢትዮጵያ፤ “ወይ ንሕና ክንገዝእ ኢና፤ ወይ ሃገር ኣይትነብርን” ኢሎም ተላዒሎም ኢዮም። ነዚውን ናይ ጥፍኣት ዓቕሞም…
ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ሻድሻይ ዓመት መበል ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ከሳልጥ ኢዩ።
እቲ ባይቶ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ኣኼባ ዝተጓደሉ ኣከብቲ ቋሚ ኮሚቴታት…
ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሰለማዊ ዜጋታት ጭካኔ ብዝተመልኦ መገዲ ህይወቶም ንክሓልፍ ኣብ ልዕሊ ዝገበረ ጉጅለ ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሰለማዊ ዜጋታት ጭካኔ ብዝተመልኦ መገዲ ህይወቶም ንክሓልፍ ኣብ ልዕሊ ዝገበረ ጉጅለ ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝውሰድ መነግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ባህግታትን ሕቶን ህዝቢ…
ኣስራሕቲ ኮንፌዴሬሽን ኢንዱስትሪን ኣስራሕቲ ኮንፌዴሬሽን ኢትዮጵያን ተዋሂዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኣስራሕቲ ኢንዱስትሪን ኮንፌዴሬሽን ኣስራሕቲ ኢትዮጵያን ብዕሊ ውህደት ፈፂሞም።
ክልቲኦም ኣብያተ ዕዮ፥ ኣስራሕቲ ፌዴሬሽናት ኮንፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ዝብል ስያመ ብምሓዝ ኢዮም ተዋሂዶም።
እቲ ውህደት ንምፍፃም ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት…
ኢትዮጵያ ን100 ዶክተራት ደቡብ ሱዳን ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ን100 ዶክተራት ሕክምና ደቡብ ሱዳን ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ።
ሚኒስቴር ጥዕና ደቡብ ሱዳን ከምዝበሎ፥ እቶም ዶክተራት ዝተውሃቦም ዕድል ትምህርቲ ንዘለዎም ሞያ ስፔሻላይዝድ ንምግባር ኢዩ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 414 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 901 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 414 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 96 ሺሕን…
ቀ/ሚ ኣቢይን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃንን ዱከም ኣብ ዝርከብ ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃንን ዱከም ኣብ ዝርከብ ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ ዑደቶም ድማ ፋብሪካ ፋርማሲቲዩካል ሰን ሸንግ ዘፍርዮም ኣፋውስ ሕክምናን…
ቱሪዝምን ሰላምን ዙይነፃፀሉ ምዃኖም ተገንዚብና ክንሰርሕ ይግባእ – ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ቱሪዝምን ሰላምን ዙይነፃፀሉ ምዃኖም ተገንዚብካ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን…