Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ዑመር ቀመረዲን ምስ ቢቢሲ ዓረቢኛ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ቀዳማይ…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕ 139 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ።
ድድመ እቶም ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ዝተረጋገፁ ደቂ ተባዕቲዮ ካብ 17 ክሳብ 37 ኢዩ።
እቶም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ናይ ሓባር ኣብ ዝኾኑ ከባቢያዊ ጉዳያት ብሓር ናይ…
ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ንኸገልግሉ ከምዝሸሙዎም ፓርቲ ብዕልፅግና ኣፍሊጡ።
ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና…
ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ትሕቲ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘለዉ ዝተወሰኑ መምርሒታት ምምሕያሽ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ትሕቲ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘለዉ ዝተወሰኑ መምርሒታት ምምሕያሽ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ኣብ ኣፈፃፅማ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ…
ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ህወሓትን ዘሎ ፀገም ተቐራሪብካ ዘይምዘውርራብ ምዃኑ መማኽርቲ ዓበይቲ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ህወሓትን ዘሎ ፀገም ተቐራሪብካ ዘይምዝርራብ እምበር ዘይፍታሕ ፀገም ከምዘይኮነ መማኽርቲ ዓበይቲ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መማኽርቲ ክልቲኦም ኣካላት ኣዘራሪቡ ፅቡቕ ምላሽ ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ኣካቢ መማኽርቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 116 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 809 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 116 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሸውዓተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…
ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ቡን ክተጣይሽ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤስ ኬ ዝተብሃለ ኩባኒያ ልምዓት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ምስ ትካል ግልጋሎት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ቡን ከተጣይሽ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ልምዓት ቡን ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ዘጣይሽ እንትኸውን፥ ኣብቲ ከባቢ 10 ሺሕ ስኩዌር…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ቀንዲ ቀንዲ ስራሕቲ ምምሕያሻት ምግባር ከምዝተኸኣለ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣከባቢ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ምቹው፣ ተወዳዳሪን ተመራፂን ንምግባር ተሓሲቡ ብዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣቢሉ ቀንዲ ቀንዲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ከምዝተገበረ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ንዓወት ልምዓት ኣፍሪካ ቁልፊ ምዃኑ ፕዚዳንት ባንኪ ዓለም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ንዓወት ልምዓት ኣፍሪካ ቁልፊ ምዃኑ ፕዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዘፅደቖ ሓገዝ 250 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣድሂቦም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዲክተር ኣቢይ…