Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዶክትሪን ፖሊስ ፌዴሪኢ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶክትሪን ፖሊስ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ዶክትሪን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ሚኒስቴር ሰላምን እናተሰናድአ ከምዝፀንሐ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፥ ፖሊስ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ዝሕሉ…
ኣፈ ጉባኤን ኣመራርሓታትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቅድመ ምድላው መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣመራርሓታት እቲ ባይቶን ቅድመ ምድላው መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ንምዕዛብ ዑደት ኣካይዶም።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ሻድሻይ ካገራዊ መረፃ መከላኸሊ መገዲታት ቫይረስ ኮሮና ብምትግባር ንኽካየድ ካብ…
ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙዩኒኬሽንን ኳታር ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙዩኒኬሽንን ኳታር ጃሲም ሲይፍ ኣሕመድ ኣል ሱላይቲ ተዛቲየን።
ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተኻየደ እቲ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ዓውዲ ዘለወን ምትሕብባር ዝምልከት ገምጋም…
ኩለ መዳይ ኢኒሼቲቭ ሃገራዊ ዘተ ብዕሊ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩለ መዳይ ኢኒሼቲቭ ሃገራዊ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጣይሹ።
እቲ ኢኒሼቲቭ ኣብ ክሊ መሰረታዊ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘላቒ መድረኽ ዘተ ናይ ምፍጣር ትልሚ ከምዝሓዘ ተገሊፁ።
ኣብቲ መድረኽ ዕላዊ ምጥያሽ መደረ ዝገበሩ ኣካቢ ሓበራዊ ቤት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢን ድሕንነትን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢን ድሕንነትን ሕብረት ኣውሮፓ ምክትል ፕሬዚዳንት ሆሴፕ ቦረል ፎንትለስ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣባላት ካቢነኦም ብምዃን ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ…
ኣብ ከተማ ደሴን ኮምቦልቻን ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደሴን ኮምቦልቻን ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻርን ህዝቢ ብህወሓት ዝዝረቡ ኣዕነውቲን መሰረት ዘይብሎምን መረዳእታታት እንተይተደናገረ ብሓባር ናይ ምንባር…
297 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)297 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን እቶም 25 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
እቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን…
ዩኒቨርሲቲ ጂማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 409 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጂማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 409 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
እቶም ተመረቕቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምኡ'ውን ፒ ኤች ዲ ዝተምሃሩ እንትኾኑ፥ ቅድም ክብል ምስ ዝተመረቑ 3 ሺሕን 139 ተምሃሮ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ሽዱሽተ ዛዕባታት ብምድሃብ ከምዝዛተ ኣፍሊጡ።…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ምምዝጋባ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ምምዝጋባ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ “ሰብ ዋና ሓዱሽ…