Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 13 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዌ፣ ወረዳ ጓጉሳ ሽጉዳድ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 13 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ዋና ኢንስፔክተር ኣማረ ፈረደ ንኣብመድ ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ…

ኣብ ከተማ ባህርዳር 449 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር 449 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢን ንዋታት ኮንትሮባንድን ተታሒዞም። እቶም ሸጓጉጢ ካብ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝበፅሐ ሓበሬታ፥ ኣብቲ ከተማ “ባህር ማዶ” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ከምዝተትሓዙ ቢሮ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዓለም ለኻዊ ፈጠርቲ ፅዕንቶ ደቂ ኣንስትዮ ዓመተ 2019 ተባሂለን ኣብ መፅሄት ፎርብስ ስመን ካብ ዝሰፈራ ደቂ ኣንስቲዮ ሓንቲ ብምዃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ደቂ ኣንስትዮ ዓመተ 2019 ተባሂለን ኣብ መፅሄት ፎርብስ ስመን ካብ ዝሰፈራ ደቂ ኣንስቲዮ ሓንቲ ብምዃን ተመሪፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ መፅሄት ካብ ኣፍሪካ ብሕታዊት ዝተሓረያ ጓል…

ዶክተር ደብረፅዮን ኣብ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኣዋሽን ፋብሪካ ጋርመንት ቪሎሲቲን ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ ሐዓልቲ ኣብ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኣዋሽን ፋብሪካ ጋርመንት ቪሎሲቲን መቐለ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ፋበሪካ ሓፂነ መፂን ኣዋሽ ቴንዲኖታት ምፍራይ ምጅማሩ ንስራሕቲ ኮንስትራክሽን ትግራይ…

ትካላት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያን ህንዲን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ጥምረት ኣጣይሾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካላት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያን ህንዲን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ጥምረት ኣጣይሾም። ንዘሓለፉ ተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ክካየድ ዝቐነየ ኤክስፖ ምትእስሳር ዕዳጋ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኢትዮ-ህንዲ ተዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ምትእስሳር ዕዳጋ…

ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ባህልን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ዝምራሕ ልዕሊ 60 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምርሕ ኢዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን፣ ብሄራዊ…

መሻርኽቲ ልምዓት ተወሳኺ 3 ቢሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መሻርኽቲ ልምዓት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ዘሎ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዝዓለመ ተወሳኺ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ደገፍ ንምግባር ቃል ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝገለፅዎ፥…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 77 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳርን ስርዓት ኣመራርሓን ፕሮጀክትታት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ተዛቲዩ።…

ኣብ መፋርቕ ኣፋሪቕና ’ዶ?-መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር መበል 45 ዓመት ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ 11 ለካቲት ብዝምለከት ሰሙናዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝብን…

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ርክበን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝስራሕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ማርቆስ ተክሌ ምስ ሚክትል ሚኒስትር ፍትሒ ኖርዌይ ክርስቶፈር ሲቨርሴን ተዛትዮም። እብቲ እዋን ዘተ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር…