Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሄራዊ ኮሚቴ መተሓባበሪ ፀፅታ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ካብ ዝፍንዉዎ ክፉእ ተግባር ብምቁፅፃር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ሓላፍነቱ ከምዝዋፃእ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ መተሓባበሪ ፀፅታ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ይሰርሑዎ ዘለዉ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ብምቁፅፃር ድሕንነት ዜጋታት ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ ከምዝዋፃእ ኣፍሊጡ።
እቲ ብሄራዊ ኮሚቴ ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሓደ ሓደ…
ብቕንፀላ ኣርቲስ ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ 4 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቕንፀላ ኣርቲስ ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ 4 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱዎም።
እቲ ክሲ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልደታ ቀዳማይ ምድብ መጋባእያ ጉዳያት ገበን ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ዝተኸፈተ እንትኸውን፥ ተኸሰስቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ታረኛ…
ቦርድ መረፃ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት ዝርከበሉ ብርኪ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣጎብኒዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት ዝርከበሉ ብርኪ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣጎብኒዩ።
እቲ ቦርድ ኣብቲ እዋን ዑደት ከምዝገለፆ፥ ኣብ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ 50 ሚሊየን ዝኾኑ መረፅቲ ድምፂ ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
2ይ ፎረም ሰላም ኢሬቻ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፎረም ሰላም ኢሬቻ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ኦሮሞ ናብ ነባር ምንነቱን እሴቱን ንኽምለስ መንግስቲ እቲ ክልል ብልዑል ኩነታት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም።
ሕውነት…
መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃምን ዓመፅን ጎንፂን ንምቕስቃስን ብሕቡእ እናሰርሐ ዝፀንሐ ጉጅለ ምስ መሻርኽቱ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ከምኡ እውን ዓመፅን ጎንፂን ንምቕስቃስ ብሕቡእ እናሰርሐ ዝፀንሐ ጉጅለ ምስ መሻርኽቱ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 730 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 475 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 730 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 76ሺሕን 98…
አብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 36 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 621 ወገናት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረሎም እንትኸውን፥ 36 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቶም ቫይረስ ዝተረኸቦም ሰባት፥ 16፣ ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ…
ብዓል ኢሬቻ ብሰላም ንከይበዓል እንትንቀሳቐሱ ዝነበሩ 503 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓል ኢሬቻ ብሰላም ንከይበዓል እንትንቀሳቐሱ ዝነበሩ 503 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር ጀኔራል እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ኣራርሳ መርዳሳ ከምዝበልዎ፥ ብዓል ኢሬቻ ብሰላም ንከይበዓል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰብ ዕድል መንበሪ ሓባር ኣባይቲን ብምኽኒያት ልምዓት ዝተልዓሉ ሓረስቶትን ቁልፊ ምርካብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰብ ዕድል መንበሪ ሓባር ኣባይቲን ብምኽኒያት ልምዓት ዝተልዓሉ ሓረስቶትን ቁልፊ ምርካብ ጀሚሩ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝወፅአ መበል 13 ዙር ዕጫ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 51 ሺሕን 229 ሰብ ዕድል ስነ ሰርዓት ምርኽኻብ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ራያ ዝሐሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓሌታት ዘራእቲ ንምስፍሕፋሕ ዘኽእል ልምዲ ንምርካብ ዓሊሞም ዑደት የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ራያ ዝሐሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓሌት ዘራእቲ ንምስፍሕፋሕ ኣብ ዝግበር ዘሎ ከባቢ ዑደት የሳልጡ ከምዘለዉ ተገሊፁ።
እቶም ኣመራርሓ፥ ዩኒቨርስቲ ራያ ኣብ ዞባ ደቡብ ዝሐሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓሌታት ዘራእቲ…