Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ቱፍርዲ ሕቶ ዋሕስ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብይን ንመሃብ ን26 መስከረም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትእዛ ዋሕስ ብር 100 ሺሕ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝኣገደ ተዘዋዋሪ ምድብ መጋባኢያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ፤ ሎሚ መዓልቲ ክትዕ ተኻይዱሉ ኣብቲ ሕቶ ዋሕስ ብይን ንመሃብ ን26 መስከረም 2013 ዓ.ም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ።…
ሚኒስቴር ትምህርት ክልተ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርት ክልተ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ንእዋኑ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ።
እገዳ ዝተመሓላለፈለን ኣቢያተ ትምህርቲ ድማ ቤት ትምህርቲ ሓድነት ኢንተርናሽናልን ቤት ትምህርቲ ማሕበረሰብ ሄሌኒክ-ግሪክን ከምዝኾና ተገሊፁ።
እተን ኣቢያተ…
ዓቃቢ ሕጊ እኒ እስክንድር ነጋ ዝተኸሰሱሉ ገበን ክሲ ኣመሓይሹ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ እኒ እስክንድር ነጋ ዝተኸሰሱሉ ሃይማኖትን ብሄርን መሰረት ዝገበረ ሕድሕድ ጎንፂ ብምፍጣር ዝብል ገበን ክሲ ቤት ኣመሓይሹ ኣቕሪቡ።
እቲ ዝተመሓየሸ ክሲ፥ ኣብ ዝሓለፈ ቆፀሮ ቀዳማይ መገባእያ ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን…
ሕብረተሰብ በዓል ኢሬቻ ብመሰረት ዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንክኽበር ኣባገዳታት ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኦሮሞ በዓል ኢሬቻ ብመሰረት ዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንከኽብርዎ ኣባገዳታት ኣተሓሳሲቦም።
ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞ ኣብ ክሊ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ መግለፂ ሂቦም።
ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን…
ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል “ልዕሊ ርእስኻ ንሃገርን ህዝቢን!” ብዝብል መሪሕ ቓል ፅባሕ ዘኽብሮ በዓል ብዝምልከት ኣብ ሆቴል ሸራተን መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት፣…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተስብ ብር 3 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሕጅን ምዕልቕላቕ ማይን ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተስብ ዝውዕል ብር 3 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ።
ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ልኡኽ፤ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ…
ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝኽበር መበል 34 ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ክልል ሲዳማ ከምተሰናድእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ክልል ሶማሌ እናተኸበረ ዝቐነየ መበል 33 ዓለም ለኸ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም ተዛዚሙ።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም “ቱሪዝም ንልምዓት ገፀር” ብዝብል መሪሕ ቓል ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት…
ኣሜሪካ 2 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዶላር ዝዋገኦም ናውቲታት ንሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 2 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዶላር ዝዋግኦም ናውቲታት መለማመዲን ካልኦትን ንሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲን ካልኦት…
ምድላዋት ኣቢያተ ትምህርቲ ዘፃሪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላዋት ኣቢያተ ትምህርቲ ዘፃሪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ትምህርት ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ትምህርቲ ንምጅማር ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተገበሩ ከምዝኾኑ ኣብሪሆም።
ብምዃኑ ድማ ድሉውነት ኣቢያተ ትምህቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 612 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 747 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 612 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 73 ሺሕን 944…