Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ተበፃሕነት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ሓይሊ ሶላር ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣጠቓቕማ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሶላር ንምዕባይ ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን።
ኣብ ዞባ ምብራቕ ሓረርጌ ወረዳ ቑንቢ ከባቢታት ሓሮ ጉራቲን ሓሪሮን ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ሚኒ ግሪድ ሓይሊ ፀሓይ (ሶላር) ሎሚ መዓልቲ…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ንህቢ
ዓለም መዓልቲ ኣናህብ ብኣኼባ እንትተኽብር፣ ንሕና ኣሰርና ብምዕራፍ ዝስማዕማዕ ስነ ምህዳር ብምፍጣር መፍረያይነት መዓር ካብ ኣፍሪካ ቀዳሞት ምዃን እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣናህብ ኣብ ዓለምና ካብዘለዉ ኣዚዮም ጠቐምቲ ካብ ሞንጎ ዝኾኑ ደቀቕቲ ፍጥረታት ይስርዑ።…
ሽርሒ ባዕዲን ባንዳ ኣስፈፃሚ ዝኾነ ዘይሕጋዊ ጅለ ህወሓት
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ ዘበናት ዝነበሩ ብዙሓት ፀገማትን መሰናኽላትን ብቆራፅነት፣ ብሓድነትን ጅግንነትን ደቃ ተሳጊራ ንትውልዲ ክትፀንሕ ክኢላ እያ።
ኣብዞም ናይ ሺሕ ዓመታት ፅቡቕን ከቢድን ጉዕዞታታ ውሽጣዊ ፀገማትን ካብ ደገ ዝተፈነዉ ማሕለኻታትን…
እቲ ጉባኤ ዘተ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተን ሃገራዊ ምርድዳእ ዘጠናኽርን እዩ – ተዘይቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እናተኻየደ ዝርከብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተን ሃገራዊ ምርድዳእ ዘጠናኽርን ዓብዪ መድረኽ እዩ ኢሎም ተሳተፍቲ እቲ ዘተ።
ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዝወከሉ 4 ሽሕ ተሳተፍቲ ዘተ ኣብ ሸሞንተ…
ልኡኽ ካልኣይ ወለዶ ዲያስፖራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካናዳ ዝተወልዱ ህፃናትን መናእሰይን ከምኡ እውን ስድራኦምን ዝሓዘ 120 ኣባላት ዘለውዎ ልኡኽ ካልኣይ ወለዶ ኢትዮጵያውያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ዝበፅሐሉ እዋን፤ ብኣገልግሎት ዲያስፖራ ሚኒስቴር…
ሓምለዋይ ኣሰር ንመፍረያይነት ማንጎ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 9፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ሓለዋ ከባቢ ምስ ውሕስነት ምግቢን ኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብምትእስሳር ልዑል ታሪኻዊ ዓወት እናመዝገበ ይርከብ።
እዚ መርሃ ግብሪ ካብ ምዕባይ ሽፋን ደኒ…
ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ቀዋሚ ኣጀንዳ ህዝቢን መንግስቲን ኮይኑ ክቕፅል ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ቀፃሊን ቀንዲን ኣጀንዳ ህዝቢን መንግስቲን ኮይኑ ክቕፅል ኣለዎ ኢለን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ።
መድረኽ መዛዘሚ በዓል መበል 25 ዓመት በዓል እዮቤልዩ ብሩር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን…
ፈልሲ ጥራሕ ዘይኮነስ ተስፋ ትተክል ከተማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓንቲ ከተማ ንእትምዘን ንመፃኢ ወለዶ እትገድፎ ዘላቒ ልምዓት፣ ብእትሕልዎ ተፈጥሮን ሎሚ እትተኽሎ ፈልሲን እዩ።
ኣዲስ ኣበባ እውን ኣብዚ ጉዕዞ ለውጢ ነበርታ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ብሰፊሑ ብምስታፍ መሬታ ሓምላይ ንምሽፋን ካብ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ…
ስርቂ ዘይሕጋዊ ጅለ ህወሓት ክሳብ እርጋን
ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ስልጣን ዘይሕጋዊ ጅለ ህወሓት ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ብግዕዝይናን ዘይሕጋዊ ተግባራትን እናተወግአት፣ ብስርቂ ድማ እናማሰነት ፀኒሓ እያ።
ኣነ በይነይ ክበልዕ ብዝብል መርዘኛ ኣተሓሳስባ ዝተበከለ እቲ ዘይሕጋዊ ጅለ፤ ኣብቶም ኣብ ስልጣን ዝፀንሐሎም ዓመታት ንሃገርን ህዝቢን…
ዘይሕጋዊ ፍልሰት ንዜጋታትን ሃገርን ልዑል ጉድኣት ዘስዕብ እዩ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይስሩዕ ፍልሰት ኣብ ልዕሊ ዜጋታትን ሃገርን ልዑል ጉድኣት ዘስዕብ እዩ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)።
ኢትዮጵያን ማላዊን ዘይሕጋዊ ፍልሰትን ዶብ ሰገር ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእለን ናይ ምርድዳእ…