Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብምኽንያት በዓል ሆረ ፊንፊኔ ኢሬቻ መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንዝመፅእ ቀዳም “ኢሬቻ ንሃገራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ሆራ ፊንፊኔ ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ዝርከብ መኽበሪ በዓል ሓዊሱ ከባቢኡ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንዘይተወሰነ እዋን ዝኾነ ዓይነት ድሮን ንምብራር ፍቓድ ኣይወሃብን – ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንዘይተወሰነ እዋን ዝኾነ ዓይነት ድሮን ንምብራር ፍቓድ ኣይወሃብን ኢሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን። ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኣጠቓቕማ ድሮናትን ካልኦት…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ዘፈር ልምዓት ምፍራይ ሩዝ ንምዝማን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ዓውዲ ምፍራይ ሩዝ ኢትዮጵያ ንምዝማን ዘኽእል ስምምዕ ሓገዝ 375 ሚሊዮን ብር ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ፋይናንስ ኣሕመድ ሺዴን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺባታ ሂሮኖሪን ተፈራሪሞምዎ። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ…

ፕሮጀክት መፃረዪ ነዳዲ ላሙ ንጠለብ ሓይሊ እቲ ዞባ ምላሽ ዝህብ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመንግስቲ ኬንያ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ፕሮጀክት መፃረዪ ነዳዲ ላሙ ንጠለብ ሓይሊ እቲ ዞባ ምላሽ ዝህብ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኬንያ ኣብ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኹርናዕ…

ብማዕበል ኣባይ ዝተናወፀ ፖለቲካ ካይሮ፡ “ዲፕሎማሲ” ኣል-ሲሲ ወይስ ላግጺ?

ዓቢ ሃገር፣ ዓብዪ ህዝቢ፣ ዓብዪ ራኢ ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁራን ታሪኽን ተንተንቲ ዓለም ለኸ ርክባትን ከም ዝሰማምዑሉ፣ መራሒ ሓንቲ ሃገር ውሽጣዊ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ቅልውላው እንትበርቲዑዎ ትኹረት ህዝቢ ንምልዋጥ ዝጥቀመሉ ቀሊል መገዲ ናይ ወፃኢፃላኢ ምፍጣር…

ፋይዳ ንሓረስቶት ኣገልግሎት ፋይናንስ ሕርሻ ንምቅላል ወሳኒ እዩ – ዮዳሄ ኣርኣያስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል መሰረተ ልምዓትን መለለዪ መንነት ፋይዳን ንሓረስቶት ኣገልግሎት ፋይናንስ ሕርሻ ብቐሊሉ ንኽረኽቡ ወሳኒ እዩ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋይዳ ቨርስ ዮዳሄ ኣርኣያስላሴ። ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ዝርከብ ካልኣይ ፎረም ፋይናንስ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ሓላፊት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ህዝብታት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበነ ስራሕ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ንወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ሓላፊት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ሾይሙ። ካብዚ ብተወሳኺ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ንኣይተ…

ኢትዮጵያ፤ ዓባይ ሃገር፣ ዓብዪ ህዝቢ፣ ዓብዪ ራኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብስፍሓት መሬታ ጥራሕ ዘይኮነትስ ዘበናት ዝተሳገረ ታሪኽ፣ ብብዙሓት ወለዶታት ዝተሃነፀ መንነት፣ ኣብ ውሽጢ ፀገም ዘይተሰበረ ፅንዓትን ካብ ሎሚ ንላዕሊ ዝጥምት ህዝቢን ዝተሸከመት ሃገር እያ። ዓብዪ ምዃን ብዛዕባ ዝሓለፈ ጥራሕ ምዝራብ…

ህንዲን ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ ምትሕብባራት ብሓባር ንምስራሕ ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንዲን ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ ምትሕብባራት ብሓባር ንምስራሕ ተሰማዕሚዐን። ካልኣይ ኣኼባ ሓባራዊ ኮሚቴ ምክልኻል ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ምክልኻል ህንዲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ጉባኤ ወተሃደራዊ…

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽመት ኣባላት ካቢኔ እታ ከተማ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝቐረቡሉ ሽመት ኣባላት ካቢኔ እታ ከተማ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 👉 ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ፤ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ፕላንን ከተማ ኣዲስ ኣበባ። 👉 ኣይተ ሚሊየን…