Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ 55 ሚሊየን ሰባት ተጠቀምቲ ቴሌብር ኮይኖም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኢትዮጵያ 55 ሚሊየን ሰባት ተጠቀምቲ ቴሌብር ኮይኖም፡፡
ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 30 ሚሊየን ዝኾኑ ወነንቲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክኾኑ ከምዝኸኣሉ ተዛሪቦም፡፡
ንእዋኑ ዝምጥን ለውጢ ንምምፃእ…
ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ደሕንነቶም ዝሓለወ ስርዓት ዲጂታል ዝበዝሐሉ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ልኡላውን ደሕንነቶምን ዝሓለው ስርዓት ዲጂታል ዝበዝሐሉ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣቦ ወንበር ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ተመስገን ጥሩነህ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…
ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ትካላት ትግበራ መካተቲ ሰላም ኣካል ትልመን ክገብራ ይግባእ – ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም መሃመድ እድሪስ ዘተኣማምንን ዘላቒ ሰላምን ንምዕሳል ትካላት ትግበራ መካተቲ ሰላም ኣካል ትልመን ክገብራ ይግባእ ኢሎም፡፡
ሚኒስቴር ሰላም ምስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምትሕብባር ኣቢያተ ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምውፃእ ሕጊ፣ ኣብ…
ዲጂታላዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተደላይ ኮይኑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዲጂታላዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተደላዩ ኮይኑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
30 ሚልዮን ዜጋታት መለለዩ መንነት ስርዓት ፋይዳ ዜጋታት ግልጋት እናወሰዱ እንትኾ ነዚ ዲጂታላዊ ስርዓት ኣብ ዛምቢያ ሓዊሱ ናብ ካልኦት…
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ሓይሊ ምህናፁ መርኣያ ሪፎርም ፀፅታና ኢዩ – ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ሓይሊ ምህናፁ መርኣያ ሪፎርም ፀፅታና ኢዩ - ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን
አዲስ አበባ፣ ታሕሣሥ 12፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶኡ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ዝኾነ ኤሊት ሓይሊ ፖሊስ ምህናፁ ዓብዪ መርኣያ ሪፎርም…
ፍሉይ ሓይሊ ኮማንዶ ኣፀገምቲ ኦፕሬሽናት ብጅግንነት ዝፍፅም ኢዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል
አዲስ አበባ፣ ታሕሣሥ 12፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ሓይሊ ኮማንዶ ኣፀገምቲ ኦፕሬሽናት ብፍልጠትን ጅግንነት ዝፍፅም ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል፡፡
ኣካዳሚ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፖሊስ…
ዕቤት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ኣብ ትምህርት ሕርሻ ትኹረት ምሃብ የድሊ – ኣረጋ ይርዳው (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕቤት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ኣብ ትምህርት ሕርሻ ትኹረት ምሃብ የድሊ ኢሎም ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ዩኒቲ ኣረጋ ይርዳው (ዶ/ር)፡፡
ፕሬዚዳንቱ ከፋና ፖድካስት ጋር በነበራቸው ቆይታ÷ ኢትዮጵያ በርካታ የተፈጥሮ ሃብቶች፣ አምራች ዜጋ እና የቆየ ስራ…
ማሕለኻታት ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ንምፍታሕ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ኣብ ከተማ ደብረሃን ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ዝገጥኑዎም ማሕለኻታት ንምፍፍታሕ ዝዓለመ ዑደት እናካየደ ይርከብ።
እቲ ዑደት ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ኣምባሳደር ግርማ ብሩ ዝተመርሐ እንትኸውን፤…
ንኻልኦት ከተማታት መርኣያ ዝኾነ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንካልኦት ከተማታት ባህሊ ስራሕ ብምቕያር ምርኣያ ምዃኑ ተረጋጊፁ እዩ።
ኣብ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ጠመተ ዝገበረ 2ይ መድረኽ ዘተ ጉባኤ ብምትሕብባር ከተማታት ኢትዮጵያ…
ኣብ ጅግጅጋ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሎሚ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ።
እቲ ኣገልግሎት ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማል ሙስጠፌ መሓመድን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…