Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያን ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያን ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ቄስ ደረጀ ጀምበሩ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት 2019 መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፤ 2018 ዓ.ም ብውልቅን ብማሕበረሰብን ደረጃ ቀለልቲ…

ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ፕሬዚዳንት ጉባኤ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኢትዮጵያን ብፁዕ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት 2019 መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ብፁዕ ካርዲናል ኣቡነ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት ርችት ክትኮስ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም ሎሚ ካብ ሰዓት 6፡00 ክሳብ 6፡15 ናይ ለይቲ ርችት ክትኮስ እዩ። ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕነትን ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት ሎሚ 5 ጳጉሜን 2018 ዓ.ም ኣብ…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ፣ ሊቀ ጳጳስ ዘኣኽስም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ንሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንሓዱሽ ዓመት 2019 ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢትዮጵያ ዓበይቲ ተግባራት ዝፈፀመትሉ 2018 ዓመት ተሰናቢታ። ሓዱሽ ዓመት 2019 ድማ ዝሓለፉ ዓመታት ዝሰራሕናዮም ተግባራት እነፅንዓሉን እነስፍሓሉን ሓደሽቲ ተግባራት ድማ እንጅምረሉ ዓመት…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት 2019 መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ ሓዱሽ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ንሓዱሽ ዓመት 2019 መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዱሽ ዓመት 2019 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “እንኳዕ ን2019 ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩም! ብይቕረታን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝትኡ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐኩም፣…

ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ሓዊሱ ልዕሊ 600 እሱራት ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ሓዊሱ ልዕሊ 600 እሱራት ብይቕረታን ክሶም ብምቁራፅን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም። ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ፈቲኖም ብዝብል ተኣሲሮም ዝነበሩ ውለቀሰባት ንኽፍትሑ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ምስ…

‎ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 56 ነጥቢ 8 ቢልዮን ፈልሲ ብምትካል ኣብ ዓለም ሓዱሽ ታሪኽ ፅሒፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 2011 ዓ.ም ዝጀመረቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 56 ነጥቢ 8 ቢልዮን ፈልሲ ብምትካል ኣብ ዓለም ሓዱሽ ታሪኽ ክትፅሕፍ ክኢላ። እቲ መርሃ ግብሪ ምጉሕጓሕ መሬት፣ ጨፍጫፍ…