Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ህንፀት መሰረተ ልምዓት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዑ።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ዙ ዥያይ ኣብ ዓውዲ ህንፀት…
ሚኒስቴር ጥዕና ብምኽንያት መዓልቲ ህብር ናፃ ኣገልግሎት ሕክምናን ምርመራን ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ ዕለት እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ህብር ኣመልኪቱ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምናን ምርመራን ሂቡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብዚ እዋን ከምዝበልኦ፤ 4 ጳጉሜን መዓልቲ ህብር እናኸበርና ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምሕላው…
ህብር፡ ፅባቐን መሰረት ፅንዓትን ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ማዕበል ታሪኽ ውሽጢ ፀኒዓ ክሳብ ሎሚ ዘፅንሐቶ ፅባቐ መንነታን ምስጢር ፅንዓታን ኣብ ብዙሕነታ ዘሎ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት እዩ።
ገፃት ታሪኽ ኢትዮጵያ ንድሕሪት ተመሊስና ክንርእዮም ከለና፣ ኢትዮጵያውያን ሉኣላውነቶምን ናፅነቶምን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ህያብ በዓል ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መፃኢ በዓል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ 2019 ዓ.ም ብዝምልከት ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ በዓል ውህብቶ ኣበርኪቶም።
ብተወሳኺ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ደገፍ ዝግበረሎም ህፃናት፣ ናይ ትምህርቲ…
ንዓቕመ ደካማታት ደገፍ ብምግባር ወገንነትና ከነርኢ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝኾነ ይኹን ማሕበራዊ ምትእስሳር ንዓቕመ ደካማታት ደገፍ ብምግባር ወገንነትና ከነርኢ ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር።
ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ዘበን መለወጢ ሓድሽ ዓመት 2019 ኣመልኪቶም ኣብ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት…
ዘይብዳህ መርአያ ፅንዓት!
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)3 ጳጉሜን መዓልቲ ፅንዓት ብብርኪ ሃገር ብኽብሪን ብድምቀትን ተኸቢሩ ውዒሉ።
ፅንዓት እንትለዓል ድማ ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ንምህናፅ ልዑል ኣበርክቶ ዝገበረ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዘይብዳህ ፍቕሪ ሃገርን ፅንዓትን ዘለዎ ህያው…
ሕፁያት ተፃወትቲ ሽልማት ባሎንዶር ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ 2026 ባሎንዶር ሽልማት 30 ሕፁያት ተፃወትቲ ዕላዊ ተገይሮም።
ብመሰረት እዚ፤ ላሚን ያማል፣ ኦስማን ዴምቤሌ፣ ኪሊያን ምባፔ፣ ሊዮኔል ሜሲ፣ ዴክላን ራይስ፣ ቪኒሺየስ ጁኒየር፣ ቪቲኒሃ፣ ዳዮት ኡፓሜካኖ፣ ዊሊያም ሳሊባ፣ ፌራን ቶሬስ፣ ሮድሪ፣…
ፕሬዚዳንት ታዬ ሰብሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ኢንቨስትመንት ንኽሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዱባይ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ጎኒ…
ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሪይቲ ኣርቲስት እልፍነሽ ቀኖ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሪይቲ ኣርቲስት እልፍነሽ ቀኖ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተፈፂሙ።
ስነ ስርዓት ቀብሪ እታ ኣርቲስትን ተቓላሲት ሰብኣዊ መሰላትን እልፍነሽ ቀኖ፤ መሓዙት ስድራ ቤትን ኣድነቕቲን ነበርቲ ከተማ ኣምቦን ከባቢኣን ኣብ ዝተረኽቡሉ ተፈፂሙ።…
ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ልዕሊ 2 ሺሕን 500ን ህንፀት ሹቓት ብዕሊ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ሎሚ መዓልቲ ልዕሊ 2 ሺሕን 500ን ዝኾኑ ህንፀት ሹቓት ብዕሊ ጀሚሩ።
ዋና ስራሕ ኣስፈፃሚ እቲ ኮርፖሬሽን ረሻድ ከማል (ዶ/ር)፤ እቲ ትካል ብዝተፈላለየ መልክዑ ካብ ዝነበሮ ፈታኒ ኩነታት ብሪፎርም ናብ መድረኽ…