Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰሜን ኮሪያ ፈላማይ ተጠርጣሪ ቫይረስ ኮሮና ምረካባ ስዒቡ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰሜን ኮሪያ ፈላማይ ተጠርጣሪ ቫይረስ ኮሮና ምረካባ ስዒቡ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ።
እታ ሃገር ንፈለማ እዋን ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠርጠረ ሰብ ከምዝተረኸበ ኣፍሊጣ።
ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዓለምና ብፍላይ ድማ ኣብ ቻይና ከተማ…
ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ሓደጋ ትራፊክ ብ17 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት መጠን ሓደጋ ትራፊክ ብ17 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን።
ኣብ መእተዊ ናህሪ መገዲ ኣዲስ ኣበባ - ኣዳማ “በሰላታት ሓደጋ ትራፊክ እናሓሰብና ሓምለዋይ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 555 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 490 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ክሳብ ሐዚ ኣብ ልዕሊ 372 ሺሕን 812 ብዝተገበረ…
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣብ ማእኸል ልምዓትን ርዳእታ ኣወሊያ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ዲስትሪክት ምዕራብ ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ኣብ ማእኸል ልምዓትን ርዳእታ ኣወሊያ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጡ።
ኣበቲ መርሃ ግብሪ 1000 ፈልሲታት ዝተተኸሉ እንትኾኑ፥ ካብ ሞንገ…
ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 5 ሺሕን 600 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 5 ሺሕን 600 ተምሃሮ ብ“ቨርችዋል” ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ብገፅ ንገፅን ኦንላይንን ዘምሃሮም ተምሃሮ ኢዩ ኣብ ቀፅሪ “ስድስት ኪሎ” ሎሚ ኣመሪቑ።
ዕድምቲ ጋሻ እቲ ዕለተ ምርቓት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ…
ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ትማሊ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
ብተወሳኺ ቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ቡራዩን ኣዲስ ኣበባን ብመሰረት ዝተፈጠረ ዓመፅን ሁውከትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ሰብን ንብረትን…
ጨፌ ኦሮሚያ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ሓምሻይ ዓመት፣ 5ይ ዘበን ስራሕ፣ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ የሳልጥ ኣሎ።
ኣፈጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፥ እቲ ጨፌ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ውዕሉኡ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዓመት 2012 ከምዝግምግም ተዛሪበን።…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 760 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 264 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 760 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ክሳብ ሐዚ ን364 ሺሕን 322 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…
ኣብ ትግራይ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኩሉ ሕብረተሰብ መሸፊኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምግባር ክንቀሳቐስ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ምእሳርን ምቕፃዕን መፍትሒ ከም ዘይኾነ ተረዲኡ እቲ ዝወፀ ህፁፅ እዋን ኣዋጅ ምክልኻል ቫይረስ ኮረና ኣኽቢሩ ክኸይድ ከም ዝግባእ ንኡስ ኮሚቴ ፀጥታ ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ ኣብ ዙርያ…
ኣብ ክልል ትግራይ 127 ሺሕ ሄክታር መሬት ብዘበናዊ ሕርሻ ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብ ክልል ግረራይ ዞባታት ሰሜናዊ፣ ምዕራባዊን ማእኸላይን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ልዕሊ 127 ሺሕ ሄክታር መሬት ብኩታ ገጠምን ብሜላ ኣዘራርኣ መስመርን ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ።
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ እቲ ክልል 118 ሺሕ ሄክታር መሬት…