Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉጅለ ህወሓት ኣብ ከተማታት መጥቃዕቲ ንኽፍፅሙ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ይውዕሉ ኣለዉ – ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ከተማታት መጥቃዕቲ ንኽፍፅሙ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር እናወዓሉ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ጀነራል ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እንደሻው ጣሰው ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ኣብ ኣዲስ…
ግብፂ ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ግደ ሰብ ሞያታት ሕብረት ኣፍሪካ ክብ ይበል ብዝብል ዝቐረበ ሓሳብ ከምዝነፀገቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ግደ ሰብ ሞያታት ሕብረት ኣፍሪካ ክብ ይበል ብዝብል ዝቐረበ ሓሳብ ሱዳን ዝተስማዕመዐት እንትትከውን፥ ግብፂ ከምዘይተቐበለቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ ።
ኣብ ዝሓለፉ ሰስተ ሰሙናት ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ…
30 ጥቅምቲ ንኽጅመር ዝተወሰነሉ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ገፅ ንገፅ ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)30 ጥቅምቲ ንኽጅመር ዝተወሰነሉ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ገፅ ንገፅ ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናወሐ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ተፈተንቲ ክልላዊን ብሄራዊን ፈተና ንዝኾኑ ተምሃሮ 8ይን 12 ክፍሊ ዝወሃብ ትምህርቲ ክለሳ…
መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ፣ ሽረ፣ አኽሱምን ሑመራን ንበረራ ዝተዓፀዋ ከምዝኾና በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣባበ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ፣ ሽረ፣ አኽሱምን ሑመራ ዝኾነ ይኹን ግልጋሎት በረራ ዝተዓፀዋ ከምዝኾና በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ከምዝሓበሮ፥ እተን መዕርፎ ነፈርቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ 27 ጥቅምቲ ኑጉሆ ሰዓት ክልተ ጀሚረን…
ሱዳን ብወገን ከሰላ ምስ ኢትዮጰያ ዘዋስና ዶብ ከምዝዓፀወት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣባበ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብወገን ከሰላ ምስ ኢትዮጰያ ዘዋስና ዶብ ከምዝዓፀወት ኣፍሊጣ።
ኣማሓዳሪ ክልል ከሰላ ፋቲህ ኣል ራህማን ኣል ኣሚን ከምዝገለጽዎ፥ ሱዳን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶብ ከሰላ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ሓለዋ ብሓይሊታት ፀፅታ…
ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸፈቶ ወፍሪ ንምምካት ብዝተኸፈተ ኲናት ንፁሃን ዜጋታት ንከይጉድኡ ልዑል ጥንቃቐ ከምዝተገበረ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸፈቶ ወፍሪ ንምምካት ብዝተኸፈተ ኲናት ንፁሃን ዜጋታት ንከይጉድኡ ልዑል ጥንቃቐ ከምዝተገበረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ምክትል ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ብርሃኑ ጁላ…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህፁፅ ኣኼባ ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህፁፅ ኣኼባ ፀዊዑ።
እቲ ህፁፅ ኣኼባ ቀፃሊ ዕለተ ቀዳም ክካየድ ኢዩ።
ስለዝኾነ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ፅባሕ ሪፖርት ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት ቦርድ መርመርቲ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣባላት ቦርድ መርመርቲ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ምፅዳቑ ስዒቡ ኢዩ ኣባላት ቦርድ…
ማይክ ፖምፔዮ ኣብ ልዕሊ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፔዮ ኣብ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም።
እቲ ከባቢ ንክረጋጋዕን ሰላም ንክነግስን እቶም ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ…
ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሰላም ኢትዮጵያ ንቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፀሓፊ ወደብ ሕብራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሰላም ኢትዮጵያ ንቀጠና መብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ሪፎርም ኣብ ዝድለ ንክበፅሕን ህዝቢ ኢትዮጵያ ተረባሒ ንክኸውንን ትካሎም ከምዝድግፍ ዝገለፁ እቶም ዋና…