Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 17፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ከምዝጅምር ተገሊፁ።
ኣብ ሞንጎ ሰለስቲአን ሃገራት ብደገፍ ሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ዝግበር ሰለስቲኣዊ ዘተ፥ ኣብቲ ግድብ ዘለወን ኣፈላላይ ኣብ ሓበራዊ…
ክልተ ኩባኒያታት ቴሌኮም ኣብ ኢትዮጵያ ስረሖም ንኸሳልጡ ፍቓድ ከምዝወሃቦም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክልተ ናይ ወፃኢ ኩባኒያታት ቴሌኮም ኣብ ኢትዮጵያ ስረሖም ንኸሳልጡ ፍቓድ ከምዝወሃቦም ተገሊፁ።
ኣብ ከይዲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዓውዲ ቴሌኮም ዘተኮረ ዘተ ትማሊ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተሳሊጡ ነይሩ።
ሓደሽቲ ኦፕሬተራት ቴሌኮም ናብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 364 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 628 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 364 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 93 ሺሕን…
መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዕለተ ረቡዕ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዋ ዝተፈላለያ ከተማታት ንዝተፀወዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣፍልጦ ከምዘይሃበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዕለተ ረቡዕ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዋ ዝተፈላለያ ከተማታት ንዝተፀወዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣፍልጦ ከምዘይሃበ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብማሕበራዊ ሚዲያ…
ኣብ ልዕል ኢትዮጵያ ንዝቐርብ ፃውዒት ጥፍኣት ብሓባር ደው እንተኢልና ልዕሊ ዓቕምና ዝኾነ ነገር ከምዘየለ ኣይኮነን ንሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይበህጉ እውን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕል ኢትዮጵያ ንዝቐርብ ፃውዒት ጥፍኣት ብሓባር ደው እንተኢልና ልዕሊ ዓቕምና ዝኾነ ነገር ከምዘየለ ኣይኮነን ንሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይበህጉ እውን ይግንዘብዎ ኢዮም ከብል ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።…
ሃገራዊ ፈተና ሻምናይን 12 ክፍሊን ናይ ሰለስተ ሰሚስተራት ትምህርቲ ጥራሕ ኢዩ ዝሽፍን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊ ፈተና ሻምናይን 12 ክፍሊን ዓመተ 2012 ናይ ሰለስተ ሰሚስቴራት ትምህርቲ ጥራሕ ከምዝሽፍን ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ፥ ዝዳሎ ፈተና ሙሉእ ናይ 11 ክፍሊን ቀዳማይ ሰሚስቴር 12 ክፍሊን ዝሽፍን…
ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰኣሊ ሎሬት ሻምበል ኣርቲስት ለማ ጉያ ሎሚ መዓልቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ኣርቲስት ለማ ጉያ(ናይ ክብሪ ዶክተር) ብሕክምና ክሕገዙ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ መበል 92 ዕድመኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ ኣብ…
ታሪኽ ናፅነት 3 ሺሕን 500 ዓመታት ዘለዋ ኢትዮጵያ ዜጋታታ ተረባሕቲ ንምግባር ኣብ ክሊ ዶባ ዝኾነ ይኹን ነገር ናይ ምስራሕ መሰል ኣለዋ- ምክትል ሚኒስትር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ሚኒስትር ድሕንነት ህዝቢ እስራኤል ጋዲ ይቫርከን፥ ታሪኽ ናፅነት 3 ሺሕን 500 ዓመታት ዘለዋ ኢትዮጵያ ዜጋታታ ተረባሕቲ ንምግባር ኣብ ክሊ ዶባ ዝኾነ ይኹን ነገር ናይ ምስራሕ መሰል ኣለዋ ኢሎም።
ትውልደ ኢትዮጵያዊ ምክትል ሚኒስትር…
ኢትዮጵያ ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 16፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ፅባሕ ከምዝጅምር ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎሳ ኣፍሊጦም።
ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን…
ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ምንቅስቓስ ለውጢ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ምብፃሕ ናይ ኩላትና ታሪኻዊ ሓላፍነት ኢዩ-ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ምንቅስቓስ ለውጢ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ምብፃሕ ናይ ኩላትና ታሪኻዊ ሓላፍነት ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።
መድረኽ ብሄራዊ ዘተን ህንፀት ሰላምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ኣለማየሁ…