Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ምድላው ናውቲ መረፃ ብሄራዊ በሮድ መረፃ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ፓርቲታት ፖለቲካ ብብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ዝተገበሮ ምድላው ናውቲ ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ንመርአዪ ዝቐረቡ ጣቢያታት…

ምርኢት ኮማንዶ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪታት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)10ይ ዙር ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ግብረ ራዕዲ መበል 33 ሰልጠንቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምርኢት መሰረታዊ ኮማንዶ ኣየር ወለድ ኣቕሪቦም። እቲ ብሄሊኮፕተር ተሓጊዙ ዝቐረበ ምርኢት፥ ምክትል ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ሓላፊ መምርሒ ዘፈር…

ሜጀር ጄኔራል ክንፈ ዳኘው ሓዊሱ ካልኦት ተኸሰስቲ መከላኸሊ መረዳእታ ንከቕርቡ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብገበን ግዕዝይና ክሲ ብምምስራት ኣብ ቤት ህንፀት ዝርከቡ ዋና ዳይሬክተር ሜቴክ ነበር ሜጀር ጄኔራል ክንፈ ዳኘው ሓዊሱ ካልኦት ተኸሰስቲ መከላኸሊ መረዳእታ ንከቕርቡ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልደታ ምድብ መበል ሳልሳይ…

ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጥቕዓት ብምብፃሕ ዝተጠርጠሩ 16 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክልል ዞባ ቤንች ሸኮ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጥቕዓት ብምብፃሕ ዝተጠርጠሩ 16 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። ካብ መንጎ 'ቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ሓደ ኣባል ፖሊስን ኣርባዕተ ኣመራርሓን ከምዝርከብዎም ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ…

ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ንምዝዛም ፃዕሪ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮጀክትን መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ንምዝዛም ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ሚኒስትር ማይ መስኖን ኤሌክትሪክን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። 2 ሺህ 160 ሜጋ ዋት ሓይል ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ዘለዎ እቲ ግድብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ…

437 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)437 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ንዓዶም ዝተመለሱ እቶም 239 ካብ ጂዳ ዝተመለሱ እንትኾኑ ዝተረፉ ድማ ካብ ሊባኖስ ምዃኖም ተገሊፁ። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…

ዝርኣዩ ዘለዉ ጎንፅታትን ዘይምርግጋዕን ንምፍታሕ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መንግስቲን ምእመናንን ክሰርሑ ይግባእ – ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኣዩ ዘለዉ ጎንፅታትን ዘይምርግጋዕን ንምፍታሕ…

ርክብ ኢትዮ-ቻይና መርኣያ እወንታዊ ምትሕብባር ኢዩ- ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ርክብ ኢትዮ-ቻይና መርኣያ እወንታዊ ምትሕብባር ቻይናን ኣፍሪካን ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ዥንዋ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያን ቻይናን ንዝሓለፉ 50 ዓመታት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣርባ ምንጭ እንትበፅሓ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብ፣ ኣቦታት ጋሞን ሃይማኖትን ኣቀባብላ ገይረሙለን። ፕሬዚዳንት…

144 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተፋኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)144 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ከምዝተፋነዎ ቤት ፅሕፈት ቆንፅላ ጄኔራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ኣብ ዝኸፍአ ኩነታት ዝነብሩ ዝነበሩ ኢዮም ተባሂሉ። ትማሊ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዎ ሓዊሱ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት 276…