Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ማሕበራዊ መሰረቶም ኣብ ክልል ደቡብ ምስዝኾኑ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ማሕበራዊ መሰረቶም ኣብ ክልል ደቡብ ምስዝኾኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልል ደቡብ ምስ ዘሎ ኣወዳድባ ዝተሓሓዙ ሕቶታትን ዛዕባታትን ብምቕራብ ዘተ ተገይሩሎም።
ቀዳማይ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 164 ሰባት እንትርከቡ 5 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሽሕን 630 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 164 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሓሙሽተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
በቲ ቫይረስ…
መበል ራብዓይ ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንሳልሳይ እዋን ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብያተ ምኽሪ ወከልቲ ህዝብን ፌዴሬሽንን ኣብ ዘካየድዎ ናይ ሓባር ኣኼባ መበል ራብዓይ ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንሳልሳይ እዋን ንክናዋሕ ሎሚ መዓልቲ ወሲኖም።
እቲ ውሳነ ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንናይ ህዝቢ ጥዕናን ድሕንነትን…
ኣመራርሓታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ብዝምልከት ንሕብረተሰብ ናይ ምንቃሕ ስራሕቲ ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ብዝምልከት ንሕብረተሰብ ናይ ምንቃሕ ስራሕቲ ኣሳሊጦም።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተዘዋወሩሎም ከባቢታት ምንቅስቓስ…
በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ብ25 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር 15 ስምምዓት ህንፀት መገዲ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ብ25 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር 15 ስምምዓት ህንፀት መገዲ ምስ ዝተፈላለዩ ኮንትራክተራት ተፈራሪሙ።
እቶም 1 ሺሕን 22 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎም መገዲታት፥ ብዘይካ ሓደ ፅገናን ሓደ ፀፀር መገዲን ዝተረፉ ኩሎም ብብርኪ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰኔ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ኣኼባ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ረቂቕ በጀት መንግስቲ ፌዴራል 2013 ዓ.ም ብዝምልከት ብምዝታይ ንቀዋሚ ኮሚቴ ምምራሕ ወሲኹ…
ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ፤ ኣፈጉባኤን ምክትል ኣፈጉባኤን መሪፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰኔ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ስሩዕ ኣኼብኡ ዝጀመረ ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት መበል ራብዓይ ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ።
ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ንድሕንነትን ጥዕናን ህዝቢ ክበሃል ከምዝተናውሐ እውን ተሓቢሩ።
ዝምልከቶም ኣካላት ናይቲ ቫይረስ ዝርገሐን ጉድኣትን…
ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ብዝምልከት ዘለዋ ቅዋም ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ብዝምልከት ዘካይድኡ ዘለዋ ሰለስቲኣዊ ዘተ ትማሊ እውን ቀፂሉ ዉዒሉ።
ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ብዝምልከት ዘለዋ ቅዋም ዕላዊ ገይራ።
ሚኒስቴር ማይ፣…
ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዘድልዮም ሰባት ቁፀሪ ናብ 16 ሚሊየን ክብ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዘድልዮም ሰባት ቁፀሪ ናብ 16 ነጥቢ ሚሊየን ክብ ከምዝበለ ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን ካልኦት ሓገዝቲ ኣካላትን…
ኣብ መዓልቲ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል ኣብ መዓልቲ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ንምፍራይ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ።
ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ምስፍሕፍሑ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ማስክ ናይ…