Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝወድኡ ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ኣሰናቢተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝወድኡ ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ቤንጌት ቫንን ኣሰናቢተን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣምባሳደር ቤንጌት ቫንን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ብምምስጋን ኢትዮጵያ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሽሕን 187 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ተኸታታሊ ዘተ ንምግባር ኣብ ስምምዕነት በፂሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልኢት ማይን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሰለስተኣዊ ዘተ ተሳሊጡ።
ብብርኪ ሚኒስትራት ማይ ብመርበብ ሓበሬታ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተሳለጠ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሕብረት…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ክሳብ ዝቐፀለ እዋን ኩሎም ባይቶታት ፌዴራልን ክልልን ስረሖም ይቐፅሉ ብዝብል ዝቀረበ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 5ይ ዘበነ ፓርላማ 5ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናካየደ ይርከብ።
ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲን መንነትን እቲ ቤት ምኽሪ፥ ምስ ምንዋሕ መረፃ ተተሓሒዙ ዝቐረበሉ ሕቶ ሕገ-መንግስታዊ ትረጉ ኣብ ትሕዝቶ…
ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ጉጅለ ኣብ ኢኒስቲትዩት ምርምር ጥዕና እቲ ክልልን ማእኸል መመርመሪ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት እንትርከቡ 5 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሓሙሽተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
በቲ ቫይረስ…
259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም።
እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…
ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተዓዋቲ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ኣድሂቡ ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክል ኣብ ምዃኑ ሐዚ እውን ፅኑዕ እምነት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኖርዌይ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ምዃኖም ኣመልኪቱ ኮሚቴ ኖቤል ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክለኛ ኣብ ምዃኑ ሐዚ እውን ፅኑዕ እምነት ከምዘለዎ ገሊፁ።
እቲ ኮሚቴ ሽልማት ኖቤል ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኣፈ ጉባኤ ወ/ሮ ኬሪያ ኣብ ድሮ ዝፀውዕዑ ስሩዕ ኣኼባ መልቀቒ ምሕታተን ግቡእ ኣይኮነን-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም ኣብ ድሮ ዝፀውዕዑ ስሩዕ ኣኼባ መልቀቒ ምሕታተን ግቡእ ዘይኮነን ከም ተወካሊት ሓላፊት ብሄር ብሄረሰባት ትኽክለኛ ውሳነ ኣይኮነን ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ።
እተን ኣፈጉባኤ ኣፈላላይ…
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ብገዛ ፍቓደን ካብ ሓላፍነተን ለቒቐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም ብፍቓደን ካብ ሓላፍነተን ከምዝለቐቓ ተገሊፁ።
ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም ሰልጣነን ብፍቓደን ዝለቐቓ፥ ሕገ መንግሰቲ ምሰ ዝጥሕስን ውልቀ ምልክነት ምሰ ዘሰጉምን ጉጅለ ንምሰራሕ ፍቓደኛ ብዘይምኻነን…