Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፁን ዜጋታት ኣብቲ እዋን ኣብ ስልጣን ዝነበረ ውዳበ ፀፅታ ምምሕዳር እቲ ከባቢን “ሳምሪ” ብዝተብሃለ ጉጅለ መናእሰይ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፁን ዜጋታት ኣብቲ እዋን ኣብ ስልጣን ዝነበረ ውዳበ ፀፅታ ምምሕዳር እቲ ከባቢን “ሳምሪ” ብዝተብሃለ ጉጅለ መናእሰይ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 9 ሕዳር…
ኣብ ክልል ትግራይ “ብግፍዒ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ ገበናት” ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ስርሑ ጀሚሩ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ብግፍዒ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ ገበናት” ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ቦታ ተጓዒዙ ስርሑ ከምዝጀመረ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ…
ቅድሚ 2 ሰዓታት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ተመሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 2 ሰዓታት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ከምዝተመለሰ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉጂ ዲ.ማዮ ተዛቲዮም።
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓፈሻዊ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ታሪካዊ ርክብ…
ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ምሕላፉ መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ገሊፁ።
ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ዞባ ኮማንደር ረታ ተክሉ፥ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ከባቢ ሰዓት 4፡00 ካብ ኣርባ ምንጭ ናብ ኮንሶ እናተጉዓዘት ዝነበረት ሚኒባስ…
ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ዘሎ ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ ከምዝኾነ ተፈሊጡ፡፡
ስለዝኾነ ድማ ኣብ መብዛሕተትኡ…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ኮንቴ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ዝጀመረቶ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ብሓላፍነትን ጥንቃቐን ንክዛዘም ተስፋ ከምዘለዎም ቀዳማይ ሚኒስተር ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ገሊፆም።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ ዝምራሕ…
ብሸነኽ ሰሜን እዛ ሃገር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ-ወይዘሮ ሙፈሪያት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ እዋናዊ ኩነታት ብዝተተሓሓዘ ብሸነኽ ሰሜን እዛ ሃገር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣፍሊጠን።
ኩለ መዳይ ጉጅለ ቅኒት ህፁፅ ጊዜ ኣብ ክሊ ዝኣከቦ…
ህዝቢ ጉንታ ህወሓት ብዘናፍሶ ፕሮፓጋንዳ ክደናገር ከምዘይግባእ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ጉንታ ህወሓት ብዘናፍሶ ፕሮፓጋንዳ ክደናገር ከምዘይግባእ ኣን ወፍሪ ምኽር ሕጊ ዝተዋፈሩ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም።
እቲ ጁንታ ብምቁፅፃር ናብ ሕጊ ንምቕራብ ድሉዋት ከምዝኾኑ እውን ኣረጋጊፆም።
ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ዘዘራረቦም…
ማሕበር ነጋዶ ኣንጋረ ልዕሊ ብር 4 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ነጋዶ ኣንጋረ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብዘቕረበኦ ፃውዒት ሓገዝ መሰረት ብምግባር ልዕሊ ብር 4 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ማሕበር ካብ ሓገዝ እንስሳት ብተወሳኺ 2 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ…