Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መላእ ሃገር ዘሎ ዓቕሚ ምርመራ ኮቪድ-19 ተጠናኺሮ ቅቕፅል ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸን ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕን ኮሚቴ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ኣካይዱ።
እቲ ኮሚቴ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ኣድሂቡ ብምዝታይ ከይዲ ተግባራቱ እውን ተገምጊሙ ኢዩ።
ሚኒስቴር…
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይ ተዛቲዮም።
ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዛት ብምትሕብባር እናተፃወተቶ ብዛዕባ ትርከብ ግደን ኣብ ሓገዝ ትልሚ ሓምለዋይ ዓሸራ እዚ ዓመትን ኣድሂቦም ምዝታዮም እቶም…
ማሕበር ኣብረርቲ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብር 1 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እታወታት ሕክምና ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣብረርቲ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ብር ሓደ ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እታወታት ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቶም።
ኣቦ መንበር እቲ ማሕበር ካፒቴን በረከት ኣባተ፥ 400 ክዳውንቲ መጥባሕቲ ሕክምናን…
ቀ/ሚ ኣቢይ ብዘይምዝንጋዕ ኮሮና ምስዓር ከምዝግባእ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብምጥንቃቕን ብዘይምዝንጋዕን ቫይረስ ኮሮና ምስዓር ከምዝግባእ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቲ ቫይረስ ብልዑል ጥንቃቐ ከምኡ እውን ብዘይምዝንጋዕ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2012 ዓ.ም ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉነበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ 2012 ዓ.ም ተዛቲዩ ኣፅዲቑ።
ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ከስዕቦ ዝኽእል ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ፥ ካብ ወፃኢ ሃገራት ብዝርከብ 28 ነጥቢ 3 ቢሊየንን ካብ ውሽጢ ዓዲ…
333 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 333 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ሰላምን ብሓባር ብምዃን ብዝገበርዎ ፃዕሪ ኢዮም እቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
እቶም…
ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ 100 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 950 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 100 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ካብ'ቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ እቶም 99…
መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት 20 ግንቦት ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት 20 ግንቦት ኣብ ፌስ ቡክ ገፆም ኣመሓላሊፎም።
ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕበ ቀሪቡ ኣሎ።
…
መበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት መበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መግለፂ ተዋሂቡ።
ቅድሚ ኹሉ ንኹሎም ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እንኳዕ ንመበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ብሰላም…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘዉዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊይ ተዛቲየን።
እቶም ዋና ዳይሬክተር፥ ትካሎም ኣብ ኢትዮጵያ እናገበሮ ብዛዕባ ዝርከብ ምንቅስቓስ ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገለፃ ገይሮምለን።
ፕሬዚዳንት…