Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
2 ነጥቢ 8 ሚሊዮን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይስራሕ ኣሎ – ዞባ ደቡብ ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ጎና ጎኒ ምክልኻል ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና 2 ነጥቢ 8 ሚሊዮን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ።
ሓላፊ መምርሒ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ሃይለ ታደለ ከም…
ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ሓባር መምርሒ ዝተደረኸ ጥንኩር ትካል ክፈጥሩ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ
አዲስ አበባ፣ ግንቦት 7፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ሓባር መምርሒ ዝተደረኸ ጥንኩር ትካል ክፈጥሩ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ምስ መራሕቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣…
ብርጋዴር ጄኔራል ጌታቸው ሽፈራው ዳይሬክተር ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርጋዴር ጄኔራል ጌታቸው ሽፈራው ዳይሬክተር ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም።
እቶም ጀነራል መኮንን ብመምርሒ ዘውውር ተጠንቀቕ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ መሰረት ብምግባር ዝተሸየሙ እንትኾኑ፥ እቲ ትካል ሓዱሽ ምትካእ ኣመራርሓ…
ዝኾነ ሰብ ኣብ ውሽጢ ዝነብረሉ ዞባ ጥራሕ ክንቀሳቀስ ከምዝኽል ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ገሊፁ
አዲስ አበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ምምሕያሽ ገይሩ።
እቲ ኮማንድ ፖስት ኣብ ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ውሽጢረዳ ጥራሕ ተወሲኑ ዝነበረ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ናብ ዞባ ኸዓቢ ውሳነ ኣመሓላሊፉ ኢዩ።…
ኢጋድ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል 800 ሺሕ ብር ዝግመት ናውቲ ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢጋድ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል 800 ሺሕ ብር ዝግመት ናውቲ ንሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣረኪቡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ዝተገበረ ደገፍ ብምምስጋን፥ እቲ ሓገዝ ዝርገሐ ቫይረስ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ኣብ ዶብ፣…
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 9 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 580 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
በቲ ዝተገበረ ምርመራ ትሽዓተ ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስትር ጥዕና ወይዘሮ ሊያ…
ንሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ-ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ምህላዉ ኣካቢት ጉባኤ ምፅራይ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ ገሊፀን።
ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ምክያድ ከምዘይኽእል…
ጥምረት ፌዴራሊስት ሓይሊታት ኢትዮጵያ ውሳነ ምንዋሕ ምርጫ 2012 ዓ.ም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጥምረት ፌዴራሊስት ሓይሊታት ኢትዮጵያ ውሳነ ምንዋሕ ምርጫ 2012 ዓ.ም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ።
እቲ ጥምረት ህፁፅ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሳሊጡ።
ቅድም ክብል ኣብ መቐለ ኣብ ዘሳለጦ ጉባኤን ካልኦት ኣኼባታቱን፥ “ምርጫ ኣብ…
ምርጫ ንምክያድ እንትንውስን ንቫይረስኮሮና ኣቕሊልና ብምርኣይ ዘይኮነስ ንውሳነ ህዝቢን ሕገመንግስትን ተገዛእቲ ስለዝኾና ‘ዩ – ዶ/ር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ቫይረስ ኮሮናን ሓፈሻዊ ምርጫን ብዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም።
ዶክተር ደብረፅዮን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብብርኪ ክልል ቫይረስኮሮና…
ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናት ኣብ ምክትታልን ኣዘዋወርቲ ኣብ ቁፅፀር ሕጊ ኣብ ምውዓልን ናይ ኩሉ ሓድነት የድሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናት ኣብ ምክትታልን ኣዘዋወርቲ ኣብ ቁፅፀር ሕጊ ኣብ ምውዓልን ናይ ኩሉ ሓድነት የድሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክሊ ምቁፅፃር ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር…