Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምርጫ ንምክያድ እንትንውስን ንቫይረስኮሮና ኣቕሊልና ብምርኣይ ዘይኮነስ ንውሳነ ህዝቢን ሕገመንግስትን ተገዛእቲ ስለዝኾና ‘ዩ – ዶ/ር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ቫይረስ ኮሮናን ሓፈሻዊ ምርጫን ብዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፅዮን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብብርኪ ክልል ቫይረስኮሮና…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናት ኣብ ምክትታልን ኣዘዋወርቲ ኣብ ቁፅፀር ሕጊ ኣብ ምውዓልን ናይ ኩሉ ሓድነት የድሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናት ኣብ ምክትታልን ኣዘዋወርቲ ኣብ ቁፅፀር ሕጊ ኣብ ምውዓልን ናይ ኩሉ ሓድነት የድሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክሊ ምቁፅፃር ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር…

ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳተላይት ንምህናፅ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳተላይት ንምህናፅ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያን ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባን ክታሞም ኣምቢሮሙሉ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን…

ውልቀ ኮሌጃት ኣብ ምክልኻል ተላባዲ ቫይረስ ኮረና ሓላፍነተን እናተዋፀኣ ከምዝርከባ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውልቀ ኮሌጃት ኣብ ምክልኻል ተላባዲ ቫይረስ ኮረና ሓላፍነተን እናተዋፀኣ ከምዝርከባ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ ዶክተር ሙሉጌታ ሓዱሽ ከም ዝገለፅዎ፥ ኣብዚ…

ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ትዋሰነሎም ጠረፋት ተወሰኽቲ 5 ኬላታት ክትከፍት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ትዋሰነሎም ጠረፋት ተወሰኽቲ ሓሙሽተ ኬላታት ክትከፍት ኢያ። እቶም ዝኽፈቱ ኬላታት ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝግበር ቁፅፅር ምቹው ንምግባር ምዃኑ ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን ኣፍሊጡ። እቲ…

ማሕበር ሚድዋይፋት ኢትዮጵያ ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዘውፅኡ እታወታት ኣቑሑት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንሆስፒታላት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ሚድዋይፋት ኢትዮጵያ ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዘውፅኡ እታወታት ኣቑሑት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንሆስፒታላት ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ዝተጣየሸሉ መበል 28 ዓመት በዓል ንምኽባር ሒዚዎ ዝነበረ በጀት ኢዩ ንእታወታት መከላኸሊ…

ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት እንተይተሓረሰ ፆሙ ዝሓድር መሬት ኣይህሉን – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት እንተይተሓረሰ ፆሙ ዝሓድር መሬት ከምዘይህሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኮቪድ19 ኣብ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ፅዕንቶን ለበዳ ዕስለ ኣምበጣ ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣትን ዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ እዋን…

ዓይነ ስዉር ተምሃሮ ትምህርቶም ብዘሓሸ ኩነታት ምክትታል ንኽእሉሉ ዝሕግስ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓይነ ስዉር ተምሃሮ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ትምህርቶም ብዘሓሸ ኩነታት ምክትታል ንኽእሉሉ ዝሕግስ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ኣብ ሞንጎ ማእኸል ተስማዕማዒ ቴክኖሎጂ ንዓይነ ስዉራትን ሚኒስቴር ትምህርቲን ኢዩ ተፈሪሙ። ዓይነ…

ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲታት ልዕሊ ብር 43 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲታት ልዕሊ ብር 43 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ካብ 1 ክሳብ 5 ግንቦት 2012 ዓ.ም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፣ ዶላራት፣ ሰላም ሕብረተሰብ ዘናግዑ ጠያይቲን መሳርሒታትትን ዕድጊት…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 2 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 650 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ክልተ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ኩሎም ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዓዲ…