Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምልአተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልአተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኸፊቱ።
ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ዓሸራ ተኸላ ፈልሲ ኣድሂቦም ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ዓሸራ ተኸላ ፈልሲ እዚ ዓመት ኣድሂቦም ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ቅድመ ምድላው ተኸላ ፈልሲ ዝምልከት መብርሂ ብሚኒስቴር ሕርሻ ዝቐረበ…
ዝተፈላለዩ ትካላት ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ሓገዝ ገይሮም።
ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ከምኡ እውን ንሃንደበታዊ ኩነታት ዝውዕል ገንዘብን ካልኦት ቀረባትን ንምትእኽኻብ ዝቐረበ ሃገራ ፃውዒት ስዒቡ ዝተፈላለዩ…
ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ልዕሊ 88 ሽሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ትኹረት ብምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓለም ኣጋጢሙ ዘሎ ተላባዲ ኮረና ቫይረስ ኣብ ክልል ትግራይ ንምክልኻል ልዕሊ 88 ሽሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ትኹረት ብምግባር ይነጥፍ ከምዘሎ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ፥ መንግስቲ ትግራይ…
ደቡብ ኮሪያ ገንዘብን ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮናን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት እታ ሃገር ብምትሕብባር ገንዘብን ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮናን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ፥ 28 ሺሕን 33 መመርመሪ ኪታት፣ 150 ሺሕን 400 መሸፈኒ ገፅ፣ 60 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ዞባ ክልል ደቡብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ዞባ ክልል ደቡብ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ከምዝበልዎ፥ ክልል ደቡብ ብብዙሕ መስሕባት ተፈጥሮን ባህልን ዝተዓደለ ኢዩ።…
ብውልቀ ብዝግበር ቃልሲ ኮቪድ-19 ምስዓር ኣይከኣልን-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምትሕብባር እምበር ብውልቀ ብዝግበር ቃልሲ ኮቪድ-19 ምስዓር ከምዘይከኣል ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት፥ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለምለኻዊ ምትሕብባር ኣመልኪቱ ኣብ ዘሕለፎ መልእኽቲ ድጋፈን ብምግላፅ መልእኽቲ…
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 11 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 424 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 11 ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቶም ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ኩሎም ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም።
እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ሃገረን ኣብ ጎድኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ እትገብሮ ደገፍ ከምእትቕፅል ኣብ እዋን እቲ ዘተ ምግለፀን ቀዳማይ…
ኣይተ ገዱ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ብስልኪ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዩ ብስልኪ ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ኩለመዳያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር፣ ዝርገሐ ለበዳ ኮቪድ-19 ብሕብረት ምግታእ፣ ክልቲአን…