Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ንዝርከቡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ንዝርከቡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብኢኖቬሽን ዶት ኮቪድ-19 ዶት ኢቲ (innovation.covid19.et) ኣቢሎም ዝበረታትዑ ሓሳባት ምህዞ…

ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣወሃህባ ግልጋሎት መናሃሪያታት ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ መናሃሪያታት ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎትን ኮቪድ-19 ንምክልኻል ይስርሑ ዘለዉ ስራሕቲን ዑደት ኣካይደን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ መናሃርያታት ኣስኮ፣ መርካቶን ኣየር ጤናን ተረኺበን ኣወሃህባ ግልጋሎት…

ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ካዛን ዳግመ ህንፀትን ፅገናን ተንዳሆ ፒ.ሲ.16ን ብብር 4 ነጥቢ 7 ቢሊየን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ልምዓት መስኖ ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ካዛን ዳግመ ህንፀትን ፅገናን ተንዳሆ ፒ.ሲ.16ን ብብር 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ንምህናፅ ዘኽእል ምስ ሰለስተ ተቛረፅቲ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ኮሚሽን ዝተፈራረሞ ስምምዕነት፥ ምስ ኮርፖሬሽን…

ዶክተር ሊያ ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ኤካ ኮተቤ ዑደት ኣካዪደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ኤካ ኮተቤ ዑደት ኣካዪደን። ብተላባዲ ሕማም ኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ሕክምነኦም እናተኸታተሉ ኣብ ዝርከብሉ ማእኸል ኣብ ዝገበረኦ ዑደት፥ ኣወሃህባ ግልጋሎት ብዝበለፀ…

መበል 79 ዓመት በዓል ዓወት ሃርበኛታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 79 ዓመት በዓል ዓወት ሃርበኛታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ምምሕዳር እታ ከተማን ተወከልቲ ሃርበኛታት ኣቦታትን ኣብ ዝተረኸብሉ ዝተኸበረ እንትኸውን፥ ከባቢ ኣራት ኪሎ ኣብ ዝርከብ ሓውልቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 4 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 47 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ምርመራ ካብ ዝተገበረሎም እቶም ሓሙሽተ ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ድማ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መረፃ ብዝምልከት ኣብ ዝተገለፁ ሰለስተ ዓንቀፃት ትርጉም ሕገ መንግስቲ ንክወሃብ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን መረፃ ብዝምልከት ኣብ ዝተገለፁ ሰለስተ ዓንቀፃት ትርጉም ሕገ መንግስቲ ንክወሃብ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። እቲ…

ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዘይብሎም ብቫይረስ ኮሮና ዝልከፉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዘይብሎም ብቫይረስ ኮሮና ዝልከፉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምምፅኡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተገሊፀን። እተን ሚኒስትር ንግዜኢ ከምዝገለፀኦ፥ ናይ ወፃኢ ጉዕዞ ታሪኽ ዘይብሎምን በቲ ሕማም ምስ ዝተለኸፈ ሰብ ንኽክእ…

ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል ልዕሊ ብር 53 ሚልዮን ቐረባት ወፃኢ ከም ዝተገበረ ንኡስ ኮሚቴ ቴክኒካል ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል ልዕሊ ብር 53 ሚልዮን ቐረባት ወፃኢ ከም ዝተገበረ ንኡስ ኮሚቴ ቴክኒካል ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ቐረባት ካብ መንግስትን ሰብ ውልቀ ሃፍትን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ካብዚ ድማ እቲ 30 ሚልዮን ቀረባት ናብ…

ኣብ መዋስንቲ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጥቡቅ ክትትል ቫይረስ ኮሮና ይካይድ ኣሎ – ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምብራቕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዋስንቲ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጥቡቅ ክትትልን ምክልኻልን ቫይረስ ኮሮና እናተኻየደ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ምምሕዳርን ዞባ ደቡብ ምብራቕ ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኦቦ ገረብ ኣይተ ደረጀ ገብረሚካኤል ኮሮና ቫይረስ ናብ ሃገርና ካብ ዝኣቱ…