Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 9 ኣዋርሕ ንተፀዋዕቲ ትካላት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 9 ኣዋርሕ ንተፀዋዕቲ ትካላትን ሓለፍቲ ምድብ ቤት ፅሕፈታትን ኣቕሪቡ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝግበር ርብርብ ብቐንዱ ኣብ ምክልኻል ኮቪድ19 ዘተኮረ ይኹን እምበር፥ ሓላፊነት እተን ትካላት ኣብ ምሃብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፓኪስታን መዘነኦም ብስልኪ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካን ብስልኪ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ ማዕበልቲ ሃገራት ዘስዕቦ ዘሎ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ብዝምልከት ልዝብ ኣካይዶም። እቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቦም ዝቐርቡ ኣማራፂታት መፍትሒ ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 3ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ፅባሕ 27 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ከምዘካይድ ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼቡኡ፥ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቡ ዘቕረቦም ኣማራፂታት መፍትሒ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ኣብ ጣቢያ መራብሒ ፈልሲ ፍረምረን ኣትክልቲን ፍሎራ ቬጅ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ኣብ ከተማ ባቱ ዝርከብ ጣቢያ መራብሒ ፈልሲ ፍረምረን ኣትክልቲን ፍሎራ ቬጅ ዑደት ኣካይዶም። ፍሎራ ቬጅ፥ ብዓመት 20 ሚሊየን ፈልሲታት ፍርምረን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 140 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝተገበረሎም 1 ሺሕን 758 ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ውልቀ ሰባት እቶም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መቂ-ዝዋይ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መቂ-ዝዋይ መሪቖም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ነበር ቀዳማይ…

ኣብ ዞባ ጎፋ 4 ሰባት ብጋሻ ውሕጅ ተወሲዶም ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጎፋ ትማሊ ብዝወቕዐ ሓያል ዝናብ ኣርባዕተ ሰባት ብጋሻ ውሕጅ ተወሲዶም ህይወቶም ሓሊፉ። ኣተሓባባሪ ሓጋዚ ከይዲ ስራሕ ኢንተለጀንስ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ገዜ ጎፋ ሳጅን ኣስናቀ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ…

ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝኾኑ ፍርያታት ናብ ውሽጢ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝኾኑ ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ናብ ውሽጢ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ከምዝገለፆ፥ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣገዳዲ ደረጃ ዝወፅአሎም ኣተውቲ…

መሳሒ ኲናት ዘለዎ ዝኾነ ይኹን ትካል ወይ እውን ውልቀ ሰብ ናይ ምምዝጋብ ግቡእ ኣለዎ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሳሒ ኲናት ዘለዎ ዝኾነ ይኹን ትካል ወይ እውን ውልቀ ሰብ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ዓማውቲ ናይ ምምዝጋብ ግቡእ ከምዘለዎለዎ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። መሳርሒታት ኲናት ናይ መሓዝ፣ ምግዛእን ምሻጥን ስርዓት ብአፍልጦ መንግስቲ ጥራሕ ንኽኸውን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝተገበረሎም 1 ሺሕን 560 ሰባት ክልተ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ውልቀ ሰባት ኢትዮጵያዊያን እንትኾኑ፥ ናይ…