Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሺንዞ ኣቤ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብ”ቴሌፎን” ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኮቪድ 19 ዘስዕቦ ምንጋዕ ኢኮኖሚን ውሕስነት ምግብን ሓቢርካ ኣብ ምክልኻል ዘድሃበ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣብ ኩለን ክልላት ዘለዋ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ንሰራሕተኛታተን ሙሉእ መሃያ ንክኸፍላ ዘገድድ ውሳነ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)አዳብ ኩለን ክልላት ዘለዋ  ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ  ብዘይ ዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ንሰራሕተኛታተን ሙሉእ መሃየኦም ንክኸፍላ ዘገድድ ውሳነ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 114 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 745 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ እተን ሚኒስትር፥ ካብዚኦም እቶም ሰለስተ…

ኮቪድ 19 ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ዘብፅሖ ዝኸፍአ ፀገም ንምክልኻል ዘኽእል ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮቪድ 19 ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ዘብፅሖ ዝኸፍአ ፀገም ንምክልኻል ዘኽእል ኣድላዪ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝፀሓፍዎ፥ ውሕስና…

ንዘበነ ምህርቲ 2012/13 ዘገልግል ዕድጊት 14 ሚሊየን ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ከምዝተፈፀመ ሚኒስቴር ግብርና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ግብርና ፌዴሪኢ ንዘበነ ምህርቲ 2012/13 ዘገልግል ዕድጊት 14 ሚሊየን ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ተፈፂሙ ናብ ዓዲ ውሽጢ ይኣቲ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ኣይናለም ንጉሴ፥ ካብቲ ዝተዓደገ ዘመናዊ ዱኽዒ እቲ 9…

ህዝበ ሙስሊም ፆመ ሮሞዳን ብፍሉይ ፀሎትን ሓሊዮትን ከሕልፎ ከምዝግባእ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝበ ሙስሊም ፆመ ሮሞዳን ብፍሉይ ፀሎትን ሓሊዮትን ከሕልፎ ከምዝግባእ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ ፆመ ሮሞዳን ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ…

ህዝቢ ትግራይ ንኣሽሓት ዓመታት ስልጣነታት ዝሃነፀ ህዝቢ እዩ – ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ንህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት መግለፂ ቅዋም ዘርጊሑ።   እቲ ፎሮም ኣብ ዝዘርገሖ መግለፂ፥ ህዝቢ ትግራይ ንኣሽሓት ዓመታት ስልጣነታት ዝሃነፀ ህዝቢ እዩ ኢሉ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 268 ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 268 ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዲቪዥን መዕበዪ ግንዛበ ህዝቢ ምክትል ኢንስፔክተር ሰሎሞን አዳነ፥ 195 ኣሽከርከርቲ ትርፊ ሰብ ብምስፋር፣…

ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ምሕጋዝ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ምሕጋዝ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም፥ ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው መንፈስ ምልጋስን ህንፀት ማሕበረሳባዊ…

ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ሰራሕተኛታት ፐብሊክ ሰርቪስ ምምሕያሽ ምውፋር ሰዓት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ሰራሕተኛታት ፐብሊክ ሰርቪስ ምምሕያሽ ምውፋር ሰዓት ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ከምዝገለፆ፥ መንግስቲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ሰራሕተኛታት ፐብሊክ ሰርቪስ ፌዴራልን ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ…