Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮረና ክልል ትግራይ ኣብ ምቕራብ መሰረታዊ ሸቐጣትን ካልኦት ዓውዲታትን ዝተፈላለዩ ውሳነታት ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ኣብ ምቕራብ መሰረታዊ ሸቐጣት፣ ኣገልግሎት ሒዝካ ምኻድ (Takeaway)ን ምጥቃም መዐወኒ ሺሻ ንምኽልኻልን ዘኽእሉ ውሳነታት ወሲኑ ኣሎ። ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልልና ኣብ ውሳነ ቑፅሪ…

ሕዚ እውን ሸለልትነት ኣወጊድና ኩሎም ዝተነፀሩ መከላኸሊ ሜላታት ብምትግባር ቫይረስ ኮሮና ክንከላኸል ይግባእ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምትሕግጋዝን ሸለልትነት ብምውጋድን ኩሎም ዝተነፀሩ መከላኸሊ ሜላታት ኣብ ተግባር ብምውዓል ቫይረስ ኮሮና ክንከላኸልን ክንቆፃፀርን ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሓዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣተሓሰሲቦም። ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…

ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልዮን ዝግመት ንምግብነት ዝውዕል እታወታት ኣወፍዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ድጋፍ ንዘድልዮም ወገናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልዮን ዝግመት ንምግብነት ዝውዕል እታወታት ከም ዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝዉሰድ ዘሎ ስጉምቲ ቁጠባውን ማሕበራውን ቅልዉላዉ ከይፍጠር…

ኮቪድ-19 ናይ ምክልኻል ስራሕ ብዝሓሸ ኩነታት ይፍፀም ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዓሊሙ ምስ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ፥ ኮቪድ-19 ናይ ምክልኻል ስራሕ ብዝሓሸ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 8 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 8 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 447 ሰባት ምርመራ ላባራቶሪ ተገይሩሎም። ካብዚኦም እቶም ሸሞንተ ብቫይረስኮሮና…

“ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስ ፋውንዴሽን” 200 ሚሊየን ብር ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስ ፋውንዴሽን” ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል 200 ሚሊየን ብር ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝለገሰ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም። እቲ ሓገዝ ገንዘብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ንምክልኻል…

ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ኣብ መንበሪኦም ኮይኖም ብቴሌቪዥን ንክመሃሩ ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ኣብ መንበሪኦም ኮይኖም ብቴሌቪዥን ንክመሃሩ ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ምኽትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣዲሱ ሻንቆ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ፈነወ ኣብ ቴሌቪዥን ኣፍሪ…

ኤርትራውያን ተቐማጦ መቐለ ኣብ መዓስከራት ንዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መቐለ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ቅድሚ ሕደት ሰሙናት ኣብ መቐለ ብዘካየድዎ ኣኼባ ኣብ ዓለም ኣሻቓሊ ኮይኑ ዝርከብ ቫይረስኮሮና ብፍላይ ኣብ መዓስከራት ንዝርከቡ ስደተኛታት ዝያዳ ክሃሲ ከም ዝኽእል ተረዳዲኦም። ንሳቶም ብዓቕሞም ክገብርዎ ዝኽእሉ ነገር…

ኣብ ትግራይ ሰብ ሃፍቲ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝገብርዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብ ሃፍቲ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝገብርዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ። በዓል ሃፍቲ ኣይተ ሃይለ ተ/ኪሮስ (ሃይለ ላምባ) ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር 6 ነጥቢ 2 ሚልየንን ንምምሕዳር ከተማ…

መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ። እቶም ብመልክዕ ሓገዝ ዝተልኣኹ እታዎታት፥ ክዳውንቲ መከላኸሊ ምንኽኻእን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍጫን(ማስክ) ዘካተቱ  ከምኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር…