Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ካብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ልምዲ ብምውሳድ ክኸውን ይግባእ – መንግስቲ ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ካብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ልምዲ ብምውሳድ ክኸውን ከምዝግባእ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን እቲ ክልል በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መግለፂ ሰናይ ትምኒት፥ ለበዳ ሕማም…
ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ።
ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ ሰርዓታት…
ቻይናውያን ሰብ ሞያ ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝተልኣኹ ቻይናውያን ሰብ ሞያ ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ 12 ኣባላት ዝሓዘ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ድማ…
ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ናብ ዘለውዎ ሆስፒታል ብምኻድ ነቶም ሕሙማት ኣበረታቲዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኢንጂነር ታከለ ኡማን ብምዃን ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ናብ ዘለውዎ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ብኣካል ብምኻድ ነቶም ሕሙማትን ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣበረታቲዖም።
እቶም…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 7 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሸውዓተ ተወሰኽቲ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኡ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 401 ሰባት እቶም ሸውዓት…
ኣብ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮ ወርሓዊ ክፍሊት ንክኸፍሉ ዝግበር ዘሎ ከይዲ ኣግባብ ኣይኮነን-ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ወርሓዊ ክፍሊት ኣመልኪቶም ዝገብርዎ ዘለው ዘይምዕሩይ ተግባር እቶም ትካላት ባዕሎም መፍትሒ እንተዘይኣቐሚጦም ብግብረ ሓይሊ ከምዝረእ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ገ/መስቀል ካሕሳይ…
ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚልዮን ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ትግራይ ብዝገበሮ ፃውዒት መሰረት ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚልዮን ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሮም።
ብመሰረት እዚ ሰራሕተኛታት ባንኪ ኣብሲንያ ዲስትሪክት መቐለ ብር ሓደ…
ቻይና ሰብ ሞያታት ሕክምና ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ሓገዝ ዝገብሩ ሰብ ሞያታት ሕክምና ክትልእኽ ኢያ።
ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ ናብ ቡርኪናፋሶ እውን ሰብ ሞያታት ሕክምና ክትልእኽ ኢያ ተባሂሉ።
እቶም ሰብ ሞያታት ሕክምና ልምዶም…
ኢትዮ ቴሌኮም ካብ ዝህቦም ዓውዲታት ኣገልግሎት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መመሓየሺ ከምዝገብር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ካብ ዝህቦም ዓውዲታት ኣገልግሎት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መመሓየሺ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ዜጋታት ምንቅስቓሶም ተገዲቡ ኣብ ገዝኦም ንኽፀንሑ ብምግባር ዝርገሐ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብባይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 3 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 431 ሰባት ብባይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ናብ 85 ክብ ክብል ክኢሉ…